Layout A (with pagination)

ጋሽ-ባርካ – ብቕዓት ምሕደራ ትምህርቲ ንምሕያል ስልጠና ተዋሂቡ

ጋሽ-ባርካ – ብቕዓት ምሕደራ ትምህርቲ ንምሕያል ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ 120 ርእሳነ- መማህራን መባእታን ማእከላይን ኣብያተ- ትምህርቲ፡ ናይ ምሕደራ ብቕዓቶም ንምሕያል ኣብ ከተማ ባረንቱ ስልጠና ተዋሂቡዎም። እቲ ብክኢላታት ስነ-ምምህርና ዝተዋህበ ስልጠና፡ ኣብ ትርጉምን ኣገዳስነትን ትምህርቲ ብመንጽር ዝርጋሐን ምዕሩይነትን፡ ተሳናይነት፡ ቀጻልነትን ብቕዓትን፡ ኣገደስቲ ባህርያት ብቑዕ መራሒ ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ተራ ውጥንን ትግባረን ኣብ ምሕደራ ኣብ ዝብሉ ኣርእስታት ዘተኰረ እዩ ነይሩ። ኣብ ጨንፈር...

Read More

ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ተጸምቢሉ

ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ብስራት ሓርነት!” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ብድምቀት ከም እተጸምበለ፡ ኣመሓዳሪ ከተማ ባጽዕ ኣቶ ሃይለ ኣስፍሃ ገሊጹ። እቲ ዝኽሪ፡ ታሪኽን ክብርታትን ሰውራ ብዘውርስ ባህላውን ስነ- ጥበባውን መሰናድኦታት፡ ስፖርታዊ ውድድራትን ካልእ መሰናድኦታትን ከም ወትሩ ማዕሪጉ ምቕናዩ፡ ንርዝነት ናይ’ቲ ስርሒትን ኣብ ታሪኽና ዘለዎ ፍሉይ ቦታን ዝገልጽ ምዃኑ ሓቢሩ። ንዝኽሪ...

Read More

Login

Categories