ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ሚኒስትሪ ጥዕናን ካልኦት መሻርኽትን፡ ብ12 ለካቲት ኣብ ከተማ ባጽዕ – ኣብ ምውጋድ ክሽቦ፡ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ካልኦት ጐዳእቲ ልምድታትን ዝቐንዐ ዓወደ-ዘተ ተኻዪዱ። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብ፡ ኣካላውን ስነ- ኣእምሮኣውን ሃስያታት ዘውርድ ዘሎ ልምድታት ንምብዳህ ዝካየድ ንጥፈታት ንምውህሃድ – ብደረጃ ሃገር ቈይማ ዘላ ኮሚቴ ምድግጋፍ ናይ ነፍስ-ወከፍ...
Layout A (with pagination)
ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ብ12 ለካቲት – ኣብ ዓበይቲ ሕርሻዊ ንጥፈታት 2018 ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ’ቲ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ሓላፊ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን መሰረት እቶትን እቶታውነትን ምዃኑ ጠቒሱ፡ ብዕዙዝ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 14, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV ሄራር – ስለል እስክ ዐውቴ (ሰልፋይ ክፋል) February 13, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)