Layout A (with pagination)

ነበርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ ጽርግያ ጸጊኖም

ነበርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ናብ ዓዶም ዝኣቱ ንተሽከርከርቲ ከጸግም ዝጸንሐ ናይ ሓመድ ጽርግያ ጸጊኖም። እቲ መስመር ንዕለታዊ ንጥፈታቶም ብኣሉታ ጸልይዎ ምጽንሑ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ – ኣቶ ፍጹም ኣርኣያ፡ እቲ ስራሕ እኹል ዓቕሚ-ሰብን ማሽነሪን ብምውፋር ከም እተዓመ ሓቢሩ። ተሳተፍቲ ስራሕ፡ ኩሉ ነባሪ ብተወፋይነት እጃሙ ከም ዘበርከተ ብምምልካት፡ ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ዞባ ማእከል ተሪፉ ንዘሎ ደጋፊ...

Read More

ኣብ በለዛ 1079 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሎም

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ በለዛ – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ብ12 ለካቲት መስርሕ ምዕዳል መሬት ጤሳ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ናይ ሕጂ ምዕዳል፡ 344 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 1079 ዜጋታት ከም እተዓደሉ ዝገለጸ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዞባ ማእከል – ኣቶ መኮነን ማኢል፡ ዘይተዓደሉ ድማ እቲ ዘድሊ ቅጥዕታት ምስ ኣማልኡ ክዕደሎም ምዃኑ ገሊጹ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣቶ ዓንደማርያም መለስ ብወገኑ፡ ንኹሎም ኣብ መስርሕ’ቲ...

Read More

ደቡብ – 75 መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ዓዲ-ዃላን፡ 75 መንእሰያት – ብዝተፈላለዩ ዓውደ-ሞያታት ናይ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝሰልጠና ወሲዶም ተመሪቖም። እቶም መንእሰያት፡ 15 ካብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ 60 ድማ ካብ ንኡስ ዞባ እምኒ- ሓይሊ ኮይኖም፡ ብምርባሕ ንህቢን ደርሁን ከምኡ’ውን ብስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ እዮም ብግብሪ ዝተሰነየ ትምህርቲ ወሲዶም። ኣብ መዛዘሚ’ቲ ስልጠና፡ ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ ግርማይ...

Read More

ፋብሪካ መፍረ ውጽኢት ፕላስቲክ ዕብየት መዝጊቡ

ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረ ውጽኢት ፕላስቲክ ኤርትራ፡ ኣብ መጠንን ብቕዓትን ፍርያቱ ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ፋብሪካ ኣቶ መሓሪ ሰጊድ ገሊጹ። ኣቶ መሓሪ፡ እቲ – ንሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት ብሓፈሻ፡ ንሕርሻዊ ልምዓት፡ ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይን መእለዪ ረሳሕ ፈሳስን ዝውዕል ሻምብቆታትን ጎማታትን ማይ ንምፍራይ – ኣብ 2007 ዝተደኰነ ፋብሪካ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዝተመሓየሸ መሳርሒታትን ንዓኡ ዝመልኽ...

Read More

Login

Categories