Layout A (with pagination)

ደቡብ – ወርሓዊ ጽግያትን ጽልዋኡ ኣብ ትምህርቲን ይዝረበሉ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ዕድመ ግርዝውና ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርኣዩ ለውጥታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ወርሓዊ ጽግያትን ጽልዋኡ ኣብ ትምህርቲን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ – ንልዕሊ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ኣስተምህሮ፡ ደረጃ ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ወርሓዊ ጽግያት፡ ጽሬትን ወርሓዊ ጽግያትን፡ ተራ ሰብ ሞያ ጥዕና፡ መማህራንን ኮሚተ ወለድን ኣብ ምውዳድ ትሕተ-ቅርጽን ናውቲን ጽሬት ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ. . . ዝብሉ ኣርእስትታት...

Read More

ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት ገስጋስ የመዝግብ

ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍረታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ’ቲ ፕሮጀክት ኣብ ሓደ ሽሕ ሄክታር ልዕሊ 30 ሽሕ ኣግራብ ኣራንሺ፡ ማንጉስ፡ ግሬን፡ ለሚን፡ መንደሪን፡  ፓፓዮ፡ ዘይቱንን ተምሪን ተተኺሉ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ፡ ካብ ኣካየድቲ ናይ’ቲ ስራሕ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ 60 ሄክታር ዝተተኽለ ኮሚደረ እውን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ፡ መዓልታዊ ድማ 5000 ኩንታል...

Read More

Login

Categories