ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 17, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XIII ( ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣብ ከተማ ዓሰብን ኣፋምቦን ዝተግብረ ውድድር) – February 17, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሚኒስትሪ ትምህርቲ ምስ መሻርኽቱ ብምዃን ኣብ ኣቚርደት ዝኸፈቶ ‘ማእከል መሰልጠኒ መባእታዊ ሞያታት’፡ ኣብ ወርሒ ሰነ 2017 ኣብ ዝጀመሮ ቀዳማይ እብረ መደቡ፡ ብዝተፈላለየ ሞያታት ን8 ኣዋርሕ ዘሰልጠኖም 163 መንእሰያት ኣመሪቑ። ብ15 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምምራቕ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም – ሰልጠንቲ ንዘዳለውዎ ምርኢት ድሕሪ ምኽፋት ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ወዲ-ሰብ ብህይወት ክሳብ ዘሎ ብትምህርቲ ክህነጽን ክሃንጽን...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ዳይረክተራትን ሱፐርቫዘራትን ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምሕያል ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ዘተኰረ ርክብ፡ ብ8 ለካትቲ ተኻዪዱ። ሓላፊ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ተስፋይ ስብሃቱ፡ ተመሃሮ ጻዕራማትን ተወዳደርትን ክኾኑ – ተራን ዝምድናን መማህራንን ወለድን ክሕይል ከምዝግባእ ኣስሚሩሉ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ጠንቂ ምትራፍን ትሑት ተሳትፎን ተመሃሮ፡ ኩነታት ኣብያተ- ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ምክትታል መስርሕ ትምህርቲ ዝብሉ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ክሳብ 2030 ዓመተ- ምህረት ክውቃዕ ዝተወጠነ ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ንምስማር ዝሕግዝ መርሓ-ጐደና፡ ብ15 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ኦሮታ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓንጺጹ። እዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ጥዕናን ዓለማዊ ውድብ ጥዕናን ዝተዳለወ መርሓ ጐደና፡ ኤርትራ ኣብ ምስማር ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ጽቡቕ ገስጋስ ካብ ዝገብራ ዘለዋ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ብምዃና፡ ንትግባረ’ቲ ሸቶታት ዝሕግዝ ሓፈሻዊ መርሓ-ጐደና ንምስኣል፡ ከጋጥሙ ንዝኽእሉ ጸገማት...