ERi-TV ትግረ – ሄራር: ሓራት ሸነን ክም ዕራት Zoba Gash Barka improved transportation system.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for February 22, 2018Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ገዲም ተጋዳሊት ኣለም ዑቕባሚካኤል ጉብሳ፡ ብዘጋጠማ ሕማም ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድመኣ ብ18 ለካቲት ተሰዊኣ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈት ተጋዳሊት ኣለም፡ ፈለማ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ድሕሪኡ ኣብ ክፍሊ ምልክት ክሳብ ዕለተ ናጽነት፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ በዓል-መዚ ፖስጣን ቴለኮሚኒኬሽንን፡ ኣብ ሲቪል ኣቭየሽን፡ ኣብ መገዲ ኣየር ኤርትራን ኣብ ምምሕዳር ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርትን፡ ንሃገራን...
ኣብ ሆስፒታል ከረን ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ዓይኒ፡ ኣብ ምፍዋስ ሕማማት ዓይኒ ብሓፈሻ፡ መብጣሕቲ ኣብ ዘድልዮም ሕማማት ድማ ብፍላይ ዝነኣድ ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ክኢላ ሕክምና ዓይኒ ኣቶ ካሕሳይ ስዩም ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ዝህቦ ኣገልግሎት፡ ሓፈሻዊ ሕክምና ዓይኒን ምክልኻል ዑረትን ከምዘጠቓልል ዝገለጸ ኣቶ ካሕሳይ፡ ካብ ዞባ ዓንሰባ ሓሊፉ፡ ካብ ገለ ክፋላት ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ጋሽ-ባርካን ንዝመጹ ሕሙማት ስለዘገልግል ግዳ፡ ጻዕቂ ሕሙማት...