Layout A (with pagination)

ንቀጸላ ‘ኦዞን’ ኣብ ዘርቅቑ ባእታታት ተዘትዩ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ምሕደራ መዝሓሊታትን ብኣኦም ዝዓዩ ናውቲን ንምውሓስ ዝዕላማኡ – ብ19 ለካቲት ኣብ ሚድያን ሆቴል – ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ካብ መንግስታውያንን ብሕታውያንን ትካላት ዝተወከሉ ክኢላታት ዝተሳተፍዎ፡ ናይ ሓደ መዓልቲ ዓውደ-ዘተ፡ ካብ ትካል ኢንዱስትርያዊ ምዕባለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጸ ክኢላ ዕቃበ ኣከባቢ – ሚስተር ማርቪን ሎጋን ካልኦት ክኢላታትን፡ ኣብቶም ንቀጸላ ኦዞን...

Read More
ኣብ ቃልሲ ‘ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት’ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ

ኣብ ቃልሲ ‘ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት’ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ

ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ሃስያ ከውርዱ ዝጸንሑ ጐዳእቲ ልምድታት ንምውጋድ ዝካየድ ጻዕርታት ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ውህደት ዝምልከተን ኣካላት ንምርግጋጽ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን ገሊጻ። ሚኒስተር ኣሚና፡ ብ20 ለካቲት ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ እቲ ኣወዳድባ ብቐንዱ ብኣላይነት ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሃማደኤን ዝቕለስ ኮይኑ፡ ኣብ ዞባታት ብመሪሕነት ምምሕዳራትን...

Read More

ሳዋ – መማህራንን ኣለይትን ምምሕዳራዊ ኣስተምህሮ ተዋሂብዎም

ኣብ ሳዋ፡ ጥዕናውን ምምሕዳራውን ኣፍልጦ ኣለይቲ ተማሃሮን መማህራንን ክብ ንምባል ዝዕላማኡ፡ ብቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎን ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ትምህርቲ ተወዲቡ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ሕማም ዓሶ ሳላ ንቕሓት ሕብረተ-ሰብ ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝወረደ፡ 67 ሚእታዊት ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓሳዊ ከበቢታት ስለዝነብር ግን፡ ደግሲ ንኸየጋጥም ምውሓስ ጽሬት ከባቢ ዓቢ ኣተኲሮ ክወሃቦ፡ ናሙስያ...

Read More

Login

Categories