ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ – ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ዝተሃንጻ መዋእለ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ- ትምህርቲን፡ ን527 ቈልዑ ዕድል ትምህርቲ ከምዘርሓዋ፡ ምቊራጽ ተመሃሮ እውን ኣዝዩ ከም ዝተመሓየሸ፡ ሓላፊ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ መምህር ዕቚቡ መለስ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምግምጋም ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ ሓቢሩ። ኣብ ኩሉ ደረጃታት ትምህርቲ ንዘሎ ገስጋስ ትምህርቲ ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ – መምህር...
Layout A (with pagination)
ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ኣብ ምሕደራ መዝሓሊታትን ብኣኦም ዝዓዩ ናውትን ብምትኳር፡ ኣብ ኣዳራሽ ሜድያን ሆቴል – ኣስመራ ስልጠና ሂቡ። እቲ ምስ ግብራዊ ስራሕ ተሰንዩ ን30 ቴክኒሻናት፡ ኣምጻእቲን ተቘጻጸርትን መሳርሒታት መዝሓሊ ዝተዋህበ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ስልጠና፡ ንመዝሓሊታት ዘገልግሉ ጋዛት ኣብ ኣከባብን ጥዕናን ከውርድዎ ብዛዕባ ዝኽእሉ ሳዕቤናት፡ ኣገባብ ዕረያ መዝሓሊታት፡ ከምኡ’ውን ምስ ሓደስቲ ጋዛትን መሳርሒታቶምን ምልላይ...
February 25, 2018 – Dimtsi Hafash Eritrea Sunday Morning Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Event: ወግዓዊ ጽምብል መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል – ምጽዋዕ February 10, 2018 Official ceremony of the 28th anniversary of Operation Fenki…
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV ጩራ ጥዕና – Controlling HIV/AIDS – ምቁጽጻር ኤች-ኣይ-ቪ ኤይድስ – February 24, 3028.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)