ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽ- ባርካ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱ፡ ሃይኮታን ሻምብቆን ብሞያታት ኤዲቲንግ፡ ግራፊክስን ስነ-ጽባቐ ጸጒሪ ርእስን ዘሰልጠኖም 90 መንእስያት ኣመሪቑ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ ን15 መንእስያት ናይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኤዲቲንግን ግራፊክስን፡ ን25 መንእሰያት ድማ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ስነ-ጽባቕ ጸጒሪ ርእሲ ክኸውን እንከሎ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሃይኮታን ሻምብቆን ድማ ን50...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ደቡብ፡ ንተመሃሮ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ ኣብ ስነ-ልቦናን ማሕበራዊ ንቕሓትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ወዲቡ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣበራሽ ህብታይ፡ እወታውን ኣሉታውን ጽልዋ መዘና፡ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ለውጥታት ኣብ ዕድመ ግርዝውና፡ ተራ ቴክኖሎጂ ኣብ መዓልታዊ ህይወት መንእሰያትን ጽልዋኡን፡ ኣብ ዝብሉ ኣርእስታት መብርሂ ሂባ። ተመሃሮ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም፡ ደረጃ ንቕሓቶም ኣብ...
ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህልን ሕቡራት ሃገራት – ዩኔስኮን ተወዲቡ፡ ኣብ ኣስመራ ክወሃብ ዝቐነየ፡ ኣብ ዕቃበ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻታት ዘተኰረ ስልጠና፡ ትማሊ 28 ለካቲት ተዛዚሙ። እዚ ብግብራዊ ኣብነታት ተሰንዩ ንትሽዓተ መዓልታት ዝቐጸለ ስልጠና፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ ተመሳሳሊ መደብ ኮይኑ፡ ኣብ ምክያድ መጽናዕቲ፡ ምምላእ ቅጥዕታትን ኣገባብ ምዝገባን ረቂቕ ባህላዊ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 1, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 1, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)