Layout A (with pagination)

ድባርዋ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ተዘትዪሉ

ድባርዋ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ተዘትዪሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘጋጥሙ ጸገማት ብምልላይ – ፍታሕ ንምምጻእ ዝዓለመ ርክብ ብ23ን 24ን ለካቲት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራትን ወከልቲ ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኸፊቱ’ኳ እንተሎ፡ ተሳታፍነት ተመሃሮ ምዕሩይ ስለዘይኮነ ግዳ፡ መማህራን ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ጥራይ ከይተደረቱ፡ ቀንዲ ጸገማት ኣብ ምልላይ እውን...

Read More
ደቀምሓረ ኣብያተ-ትምህርቲ ጸገማተን ከለልያ ይሕተታ

ደቀምሓረ ኣብያተ-ትምህርቲ ጸገማተን ከለልያ ይሕተታ

ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ጥጡሕ ናይ ምብህሃል ባይታ ብምፍጣር ጸገማተን ኣለልየን ንምፍትሑ ክሰርሓ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ መምህር ህብትዝጊ ኪዳነ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ’ቲ ብ20ን 21ን ለካቲት ምስ ርእሳነ-መማህራን ኣብያተ- ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ዝገበሮ ርክብ፡ መምህር ህብትዝጊ፡ ንኡድ ተመሃራይ ብቐንዱ ውጽኢት ጻዕሩን ተገዳስነቱን’ኳ እንተኾነ፡ ተራ መማህራንን ወለድን እውን ኣገዳሲ ብምዃኑ፡...

Read More

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ጥምረቶም ዘሐይል መደባት ኣሰላሲሎም

ኣብ ጀርመን፡ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ጥምረቶምን ምስ ሃገሮም ዘለዎም ምትእስሳርን ዘደንፍዕ፡ ከምኡ’ውን ርድኢቶም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ዘበርኽ መደባት ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ጨንፈር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣስንትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን፡ መደባት ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ንምዕዋት ብዘካየዶ ንጥፈታት፡ ኣስታት 17 ሽሕ ዩሮ ኣበርኪቱ። ኤርትራውያን ነበርቲ ማንሃይም – ጀርመን፡...

Read More

Login

Categories