ነበርቲ 13 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰሉ ዘለዉ ልምዓታዊ መደባት ንምዕዋት ዓጸፋ ከምዝሰርሑ ገሊጾም። ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ-ሓምድ ዓሽከራይ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዝርከባ ትካላት ትምህርቲ ዝምስገን ኣገልግሎት ይህባ ከምዘለዋ፡ ኣገልግሎታት ጥዕና፡ መራኸቢታትን መጓዓዝያን ግን ምዝኽኻር ዘድልዮ ምዃኑ ኣገንዚቦም። ብፍሉይ ወፈራታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ብዝለዓለ ክቕጽልዎ ምዃኖም፡...
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ጥዕናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ሃስያ ዘስዕቡ ጐዳእቲ ልምድታት ንምግታእ ብዛዕባ ዘኽእሉ መደባት ዝዝቲ ኣኼባ፡ ብ2 መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ፡ ምኽንሻብ ጓል-ኣንስተይቲን መርዓ ትሕቲ-ዕድመን ዝኣመሰሉ ሃሰይቲ ልምድታት ንምውጋድ፡ ብመንገዲ ሃማደኤ፡ ሚኒስትሪ ጥዕናን ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ብተናጸል ክካየድ ዝጸንሐ ወፍሪ፡ ንዝበለጸ ውጽኢት ብውህደት ንኽስራሓሉ እዩ። ሚኒስተር...
ERi-TV መደብ ፍኖተ ህይወት: Sawa Student Helps Her Amputee Twin Sister Achieve Her dreams.
ህይወት ክልተ ማናቱ ኣብ ሳዋ: ኣብ መርየት ተቐቢሩ ብዝጸንሔ ፈንጂ ኣእጋራ ዝሳኣነት መንእስይ ምስ ማንታ ሓፍታ ኣብ ሳዋShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for March 3, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XV (ተማሃሮ ኮሌጅ/College Students) – March 3, 2018
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XV (ተማሃሮ ኮሌጅ/College Students) – March 3, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)