To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV Drama Series -ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XII – 12 ክፋል, March 04, 2018
ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XII – 12 ክፋል, March 04, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ከተማ ከረን፡ ኣብ ምዕቃብን ምስሳንን ኣግራብ ውጽኢታዊ ስራሕ ከም ዝተዓመ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ከተማ ኣቶ መልኣከ ሕድሩ ገሊጹ። ብውህደት ነበርትን ዝምልከቶም ኣካላትን፡ በብእዋኑ ብእርጋን ይኹን ካልእ ምኽንያታት ክበርስ ዝጸንሐ ኣግራብ ንምትካእ፡ ተበግሶታት ክውሰድ ምጽንሑ ዝሓበረ ኣቶ መልኣከ፡ ኣብ 2004 ነዚ ንምክትታል ዝቖመት ኣሃዱ፡ ኣብ ምግራብ ዝምስገን ንጥፈታት ተሰላስል ከምዘላ ኣረዲኡ። በብእዋኑ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት’ታ ከተማ፡ ሽባኻ፡...
ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ንነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሕርጊጎ፡ ከምኡ’ውን ተመሃሮ ኣብያተ-ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰምሃርን ስጋለትን፡ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣዛዚ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ባጽዕ ተለንተ ዛይድ ተስፋዝጊ፡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተሰጋገረ ዝመጽአ ክብርታት ሕብረተ-ሰብ፡ ኣብ ምምእዛን ዜጋታት ልዑል ኣገዳስነት ስለዘለዎ፡ ስድራ-ቤታት ግቡእ ቈላሕታ ክህብኦን ንደቀን ብግቡእ ክከታተላን ኣተሓሳሲቡ። ቊጽሪ ናይ ዝፍጸሙ ገበናትን...