Layout A (with pagination)

‘መውል’፡ ትካላዊ ኣሰራርሓ ንምውርጻጽ ይጽዕር

መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (መውል)፡ ብደረጃ ሃገር ዝርጋሐኡ ብምስፋሕ ጠለብ ዓማዊሉ ንምምላእን ብቕዓት ኣሰራርሓኡ ንምሕያልን፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ስትራተጂካዊ ውጥን ነዲፉ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ናይ 2017 ንጥፈታቱ ንምግምጋም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓቢሩ። ብ28 ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘቃንዖ ኣኼባ፡ ግዝያዊ ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል፡ ኣቶ ታፍላ ኣስመሮም፡ ‘መውል’ ብጂኦግራፍያዊ ዝርጋሐን ፋይናንሳዊ ዓቕምታቱን ዕብየት የመዝግብ ምህላዉ ድሕሪ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ርድኢት ሕብረተ-ሰብ ኣብ ትምህርቲ በሪኹ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ርድኢት ሕብረተ-ሰብ ኣብ ትምህርቲ በሪኹ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ቊጽሪ ትካላት ትምህርቲ ናይ ልዕሊ ትሽዓተ ዕጽፊ ዕብየት ብምምዝጋቡ፡ ካብቶም ክመሃሩ ዝግብኦም ቈልዑ – ልዕሊ 91 ሚእታዊት ዕድል ትምህርቲ ይረኽቡ ምህላዎም፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን ገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ምዕሩይ ኣገልግሎት ትምህርቲ – ኣውራ’ኳ ደኣ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ንምርግጋጽ ብዝገበሮ ጻዕሪ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ካብ መዋእለ ህጻናት ክሳብ ካልኣይ ደረጃ...

Read More

Login

Categories