ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ዓማዊል ትካል ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (ኣኮርድ)፡ ኣብ መነባብሮኦም ምምሕያሽ ከምዘምጽኡ ገሊጾም። እቶም ኣብ ንኡስ ንግዳውን ሕርሻውን ዋኒናት ዝተዋፈሩ ዜጋታት፡ እቲ ከም መበገስን መማዕበሊን ዋኒኖም በብመድረኹ ዝተፈቕደሎም ልቓሕ፡ ኣብ ህይወቶም መሰረታዊ ለውጢ ከምጽኡ ከምዝሓገዞም ሓቢሮም። ሓላፊ ትካል ውህለላን ንኡስ ልቓሕን ጨንፈር ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ኣቶ ክፍሎም ሃይለ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ንዓማዊል ዘገልግል ቤት-ጽሕፈትን ዓዳዊ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ንኡስ ዞባ ሞልቊ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ዝተኻየደ ጻዕሪን ውጽኢቱን ንምግምጋም ብ25 ለካቲት ዋዕላ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምምሕዳር ዞባ ጋሽ-ባርካን ሚኒስትሪ ትምህርትን፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ ህዝቢ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢን ካልኦት ዝምልከቶምን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፡ ርእሰ-መምህር ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ጀሃን፡ መምህር ኣበዶም ገብረእየሱስ፡ ንድሕረ- ባይታ፡ ህሉው ኩነታትን ናይ መጻኢ ኣመታትን ዝድህስስ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ትምህርቲ ናይ’ቲ ንኡስ...
ኣብ ኣለቡ ዝርከብ ፋብሪካ ‘ባናቶም’፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ሕርሻ ዘፍረይዎ ኮሚደረ ብምምስራሕ፡ ዘቤታዊ ጠለባት ሳልሳ ንምምላእ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ፋብሪካ ሌተና ኮሎኔል ተኪኤ ወልዱ ሓቢሩ። እቲ ፋብሪካ፡ ኣብ ፕሮጀክትታት ሕርሻ ዓድ-ዑመር፡ ፋንኮ-ጽሙእ፡ ገርሰትን ሞሎበርን ዝፈረየ ኮሚደረ ተቐቢሉ፡ መዓልታዊ 5 ሽሕ ኩንታል ብምምስራሕ ኣብ ናይ 250 ግራም ታኒካ ከምዝዕሽግ ኣረዲኡ። ሓላፊ ምምሕዳር ቴክኒካዊ...
ልዕሊ 80 ሚእታዊት ካብ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ካብ 5 ክሳብ 10 ኪሎ-ሜተር ኣብ ዘይርሕቕ ቦታ ኣገልግሎት ጥዕና ይረኽቡ ከምዘለዉ፡ እዚ ድማ ውጽኢት ናይ’ቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብሃገር ደረጃ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ምዃኑ፡ ሓላፊ ጥዕና ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ ገብረመስቀል ገብረሂወት ሓቢሩ። ኣብ ከርመድ፡ ኣሸራ፡ ግላስ፡ ሓሽሻይን ዓድ-ፋካይን መደበራት ጥዕና፡ ኣብ ከተማ ሓጋዝ ድማ ኮማዊ ሆስፒታል ኣገልግሎት ይህባ ከምዘለዋ ዝገለጸ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 6, 2018 Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)