Layout A (with pagination)

ሓልሓል – ምጥርናፍ ዓድታት ጽቡቕ ተተግቢሩ

ሓልሓል – ምጥርናፍ ዓድታት ጽቡቕ ተተግቢሩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ሳላ ተበግሶታት ህዝብን ውህደት ዝምልከቶም ኣካላትን፡ ምጥርናፍ ዓድታት 80 ሚእታዊት ከምእተሰላሰለ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሓምድ መሓመድ-ዓሊ፡ ካብ 18 ክሳብ 27 ለካቲት ምስ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ መለብሶ፡ ማይ-ኣዋልድ፡ ረሀይ፡ ፈንሸበኩን ገበይ- ኣለቡን ኣብ ዘካየዶ ርክብ’ዩ። ብመሰረት’ቲ ዝካየድ ዘሎ መደብ ምጥርናፍ ዓድታት፡ 590 ስድራቤታት ዓድታት ቀጢን፡ ጭልማን ኣብደትን ኣብ መለብሶ...

Read More

ኣብ ትምህርቲ ተራ ወለዲ ክዓዝዝ ይሕተት

ኣብ ምሕያል ውጽኢት ትምህርቲ፡ ወለዲ – ማእከል ስሉሳዊ ዝምድና ስለዝኾኑ፡ ኣብ ምምእዛን ተመሃሮ ደቆም ተራኦም ከዕዝዙ፡ ኤሪና ዘዘራረበቶም መማህራንን ኣባላት ኮሚተ ወለድን ኣዘኻኺሮም። መምህር ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ወርሽ ኪዳነ፡ ኣብ መንጎ መማህራን፡ ተመሃሮን ወለድን ኣብ ዝህሉ ስሉሳዊ ዝምድና፡ ተራ ወለዲ እምነ-ኲርናዕ ምዃኑ ብምዝኽኻር፡ ኩነታት ተመሃሮ ንምክትታልን ውጽኢት ትምህርቲ ንምሕያልን፡ ምቛም ኮሚተ ወለዲ...

Read More
ዓንሰባ – ተወዳዳርነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተናኢዱ

ዓንሰባ – ተወዳዳርነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተናኢዱ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ተሳትፎን ተወዳዳርነትን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ መምህር ተኽለሰንበት ዘርኣይ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ዞባ ኣርባዕተ ናይ ብሕቲ ዝርከባአን 18 ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ከምዘለዋ ዝጠቐሰ መምህር ተኽለሰንበት፡ እተን ቀንዲ ዕብየት ተሳትፎን ተወዳዳርነትን ደቂ- ኣንስትዮ ዝርኣየለን ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ኮምፕዩተራት፡ ኣብያተ...

Read More

ደቡብ – ጥዕናዊ ጐስጓሳት ንኸድምዕ ጻዕርታት ይካየድ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ህዝቢ ዝካየዱ ጥዕናዊ ጐስጓሳትን ዝወሃቡ ኣስተምህሮታትን ዝያዳ ንኸድምዑ፡ “ምብህሃል ንምዕባለ” ብዝብል ቴማ፡ ን20 ኣባላቱን ኣብ ጥዕናዊ ጐስጓሳት ዝነጥፉ መሻርኽቱን ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብ’ቲ ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት ኣብ ከተማ ድባርዋ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ንትርጉምን ኣገዳስነትን ምብህሃል፡ ስትራተጅን ኣድማዕነትን ምብህሃል፡ ሜላታት ምብህሃልን እወታውን ኣሉታውን ጽልዋታት ምብህሃልን ኣብ ዝብሉ...

Read More

Login

Categories