ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ፡ ምስ መሻርኽቱ ብምውህሃድ ንልዕሊ 4 ኣዋርሕ ብሞያ ኤለክትሪሲቲ፡ ስርሓት ካይላ፡ ማእለማን ኮምፕዩተርን ዘሰልጠኖም 79 ዜጋታት ተመሪቖም። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ፡ ኣቶ ተስፋጽዮን ግርማይ፡ ዜጋታት ዝተፈላለየ ሞያታት ቀሲሞም ነብሶም ክኢሎም ኣብ ሃገራዊ መደባት ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታት ዝምስገን ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ጠቒሱ፡ ሰልጠንቲ ንከባቢኦም ብእወታ ዝጸልዉ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካ፡ ዓንሰባን ደቡብን፡ ብምኽንያት 8 መጋቢት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ከምእተኻየደ፡ ወከልቲ ኤሪና ሓቢሮም። ኣብ ዞባ ማእከል፡ ካብ 1 ክሳብ 6 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሕጊ፡ ጥዕናን ካልእ ዛዕባታትን ዘተኰረ ሰሚናራት፡ ወይዘሮ ሰናይት ልጃም፡ ብዛዕባ’ቲ ኤርትራ ኣብ 1995 ዝፈረመትሉ ብ“ሴዳው” (CEDAW) ዝፍለጥ ኣህጉራዊ ውዕል ምውጋድ ኩሉ ዓይነት ኣድልዎ ኣብ ልዕሊ ደቂ...
ERi-TV : Engaging Debate By High School Students – ክትዕ ብቛንቃ እንግሊዝ ብተማህሮ 2ይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ
Please subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 8, 2018 Please subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ሃ.ማ.ደ.ኤን ኣጉዕዞ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራን
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.