Layout A (with pagination)

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካይዶም

ኣብ ለንደን፡ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ሃገራዊ ጥምረቶም ንምድልዳልን ኣበርክቶኦም ኣብ ሃገራዊ መደባት ንምድንፋዕን ዝዓለመ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም፡ ብ4 መጋቢት ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ብዝምልከት ኣብ ከተማ ለንደን ህዝባዊ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ ኩሉ ጽላታት ተበጺሑ ዘሎ መድረኽ፡ ንመጻኢ ወለዶ ድልዱል መሰረት...

Read More
ጽርግያ እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ጽገና ይካየደሉ

ጽርግያ እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ጽገና ይካየደሉ

ተቐማጦ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ንውሕስነት ናይ’ቲ ብኩባንያ ህንጻ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረሉ – 30 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ መስመር እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣማሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ኣብርሃም መኮነን፡ ብህዝቢ ዝካየድ ዘሎ ወፈራ፡ እቲ 16 ሓደስቲ ቢንቶታት ዘጠቓልል ጽርግያ ብውሕጅ ንኸይብሕጐጒ፡ መንገዲ ውሕጅ ምስራሕን ንውሕጅ ዝተቓልዐ ቦታታት ምፍዋስን የጠቓልል።...

Read More

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “እርከና ደቂ-ኣንስትዮ – መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል ቴማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ 8 መጋቢት – ደቂ-ኣንስትዮ ንቐጻሊ ስራሕን ተጨባጢ ውጽኢትን ቃለን ዘሐድሳላ ዕለተ-ዝኽሪን ገምጋምን ምዃና ገሊጹ። ህዝባዊ ግንባር – ሱታፌ ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ መዳያት...

Read More

Login

Categories