Layout A (with pagination)

ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ድገን ውጽኢት ተመሃሮ ምዕባለ ኣርእዩ

ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ድገን ውጽኢት ተመሃሮ ምዕባለ ኣርእዩ

ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ድገን፡ ውጽኢት ተመሃሮ እናዓዘዘ ከምዝመጸ፡ እዚ ድማ ፍረ ውሁድ ጻዕሪ ኮማትን ኣብያተ- ትምህርትን ከምዝኾነ፡ በብከባቢኡ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ተሓቢሩ። ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ ኣብ ዝተኻየደ፡ እወታውን ኣሉታውን ጐድንታት ናይ ነፍሲ-ወከፍ ቤት- ትምህርቲ ዝቐረበሉ ገምጋም፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ትምህርቶም ካብ ዝተኸታተሉ ልዕሊ 15 ሽሕ ተመሃሮ፡ እቶም ልዕሊ 86 ሚእታዊት ከምዝሓለፉ ተገሊጹ። ሓላፊ...

Read More
“ርክባት ምስ ህዝቢ፡ ጸገማት ንምልላይ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ”ኣቦ-መንበር ባ/ዞ/ማእከል

“ርክባት ምስ ህዝቢ፡ ጸገማት ንምልላይ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ”ኣቦ-መንበር ባ/ዞ/ማእከል

በብግዜኡ ምስ ህዝቢ ዝካየድ ርክባት፡ ጸገማት ብምልላይ ፍታሕ ንምንዳይ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ፡ ኣቦ-መንበር ባይቶ ዞባ ማእከል ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ንዕላማ ናይ’ቲ ካብ 8 ክሳብ 25 ለካቲት ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባታት ብዝምልከት ምስ ኤሪና ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ገሊጹ። ባይቶ፡ ህዝቢ ዝሓተሎም ጉዳያት መልሲ ንክረኽቡ መጽናዕትታት ከምዝገብርን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምርኻብ ንምምላሶም ከምዝሰርሕን ዝሓበረ ኣቶ ኣብርሃም፡ ዛጊት ኣብ ምምላእ መሰረታዊ...

Read More

Login

Categories