Layout A (with pagination)

ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከተማ ከረን ዕብየት ኣርእየን

ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከተማ ከረን ዕብየት ኣርእየን

ኣብ ከተማ ከረን፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ጐድኒ-ጐድኒ ዕብየት ቊጽሪ ነበርቲ ብመጠንን ዓይነትን ምዕባለ ከምዘርኣያ፡ ኣመሓዳሪ ናይ’ታ ከተማ ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት ሓቢሩ። ቊጽሪ ኣብያተ-ትምህርቲ ካብ መዋእለ- ህጻናት ክሳብ ካልኣይ ደረጃ 68 በጺሑ ከምዘሎ፡ ኣገልግሎት ጥዕና’ውን በብግዜኡ እናማዕበለ ክመጽእ ምጽንሑን ምስ ብዝሒ ህዝቢ ዝዳረግ ምዃኑን ኣረዲኡ። ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ፡ ኣብ 441 ሄክታር ዝለምዕ ጀራዲንን ዝካየድ ንጥፈታት ምርባሕ...

Read More
ደ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ደ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ተወጢኖም ዘለዉ ዓበይቲ መደባት ልምዓት ብኣድማዕነት ንኽትግበሩ፡ ህዝቢ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ ኣብ ጢዖ፡ ዕዲን ዋደን ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣዘኻኺሩ። ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዛዕባ ዝተበጋገሱን ኣብዚ ዓመት’ዚ ብዝያዳ ሰፊሖም ክካየዱ ዝተወጠኑን ልምዓታዊ መደባት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ኣብ ውሱን ከባቢታት ክካየድ ዝጸንሐ ሕርሻዊ...

Read More
ኣብ ድባርዋ፡ 60 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ድባርዋ፡ 60 መንእሰያት ብሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ድባርዋ፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 60 መንእሰያት፡ ብ6 መጋቢት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ 2017/2018 ብጠቕላላ ልዕሊ 470 መንእሰያት፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝቐጸለ – ብጽርበት ዕንጸይቲ፡ ምርባሕ ንህቢ፡ ኮምፕዩተር፡ ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ፡ ብምርባሕ ደርሁን ካልእን ከምዝሰልጠኑ ተገሊጹ። እቲ ጸብጻብ፡ ሳላ’ቲ ዝተጠርየ ሞያ ብውልቆም ትካል ብምኽፋትን ምስ ካልኦት ብሓባር ብምስራሕን መነባብሮኦም...

Read More

ማእከል – ንትምህርቲ ብኣሉታ ዝጸልዉ ጉዳያት ፍታሕ ክናደየሎም ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንመስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብኣሉታ ዝጸልዉ ጉዳያት ብንጹር ስለእተለለዩ – ቅልጡፍ ፍታሕ ክናደየሎም ጻውዒት ቀሪቡ። ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብ9 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም፡ መስርሕ ምርግጋጽ ብቕዓት ትምህርቲን ምሕያል ውጽኢት ተመሃሮን ኣብ ሓያሎ ረቛሒታት ስለዝምርኰስ፡ ነቶም ቀንዲ ጸገማት ንምፍታሕ ዝተወጠኑ መደባት ብውህደት ክትግበሩ ከምዘድሊ ብሰፊሑ ተዘትዪሉ። ሓለፍቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዘቕረብዎ...

Read More

Login

Categories