Layout A (with pagination)

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባትስ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባትስ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ገስጋስ ትምህርቲ ዘሐይል መደባት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ-ዑስማን ብ5ን 6ን መጋቢት ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመተ- ትምህርቲ፡ ልዕሊ 2400 ሰደቓታት ሕጽረት ንዝነበረን ኣብያተ-ትምህርቲ ከምእተዓደለ፡ ብባህርያዊ ሓደጋ ዕንወት ዝወረደን ኣብያተ-ትምህርቲ ይጽገና ከምዘለዋ፡ ዲጂታላዊ ኣብያተ- ንባብ ናይ ምስፋሕ ዕማም ጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ...

Read More

ኣብ ሳዋ፡ ንተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓት ዝምልከት ሰሚናር ተዋሂቡ

ሃሳዪ ልምድታትን ድሑር ኣተሓሳስባታትን ብንቕሓት ኣብ ዝምከተሉ ዘሎ እዋን፡ ደቂ-ኣንስትዮ ተሳታፍነተን ኣብ ትምህርቲ ከዕዝዛን ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብጻሕ ጻዕሪታተን ከሐይላን፡ ኣብ ሳዋ ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናር መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ሓላፊት ፖለቲካውን ውድባውን ጉዳያት ሃማደኤ ሜጀር ትዕበ ክንደያ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ዝሃበቶ ንተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መደባት ልምዓት ዝምልከት ሰሚናር፡ ሳላ’ቲ ብመንግስትን ህዝብን ዝካየድ ዘሎ...

Read More

ኤርትራን ፊንላንድን፡ ኣብ ትምህርቲ ንዘለን ምትሕግጋዝ ገምጊመን

ኤርትራን ፊንላንድን፡ ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንዘካይድኦ ዘለዋ – ብቐንዱ ድማ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን መራኸቢታትን ዘተኰረ ምትሕግጋዝን ገስጋሱን ንምግምጋም፡ ትማሊ 12 መጋቢት ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ርክብ ተኻዪዱ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ ነቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2015 ዝተበገሰ ምትሕግጋዝ፡ ብመንጽር ዝተጠርየ ተመኲሮን ፍልጠትን ምግምጋሙ፡ ክብጻሕ ንዝድለ ዘሎ ሸቶ ኣብ ምውቃዕ ሓጋዚ ምዃኑ ኣረዲኡ። ፈጻሚ ዳይረክተር ሃገራዊ...

Read More

Login

Categories