To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ- ትምህርቲ 2016/2017 ልዑል ነጥቢ ንዘምጸኣ 570 ተማሃሮ ኣተባቢዑ። ካብተን ንሽልማት ዝበቕዓ ተመሃሮ፡ እተን 37 – ካብ 96 ክሳብ 99.2 ሚእታዊት ነጥቢ ዘመዝግባ እየን። በብከባቢኡ ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት፡ ወከልቲ ሃማደኤ ኣብ ዘስምዓኦ ቃል፡ ሃማደኤ ኣብ ርእሲ’ቲ ቁጠባዊን ሞያውን ዓቕሚን ብቕዓትን ደቂ-ኣንስትዮ ንምዕባይ ዘካይዶ ጻዕሪ፡ ተሳታፍነትን ተወዳዳርነትን ደቂ...
ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ኣፍልጦ ኣባላቱ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትምህርቲ ንምብራኽ፡ ተመኲሮ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጒዕዞ ትምህርቲ ንምቕሳም፡ ኣብ ስራሕ ብዛዕባ ዘጋጥሙ ብድሆታትን ኣገባባት ኣፈታትሓኦምን ሓባራዊ መረዳእታ ንምዂስኳስ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣተኣላልያ ተመሃሮ ዝጸንሐ ርድኢት ንምምዕባል ዝዓለመ ሰሚናር ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብ12 መጋቢት ንሓለፍቲ ጨናፍር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ዝተዋህበ ሰሚናር፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ...
ኣብ ኣገልግሎታት መጓዓዝያን መራኸቢታትን ዘሎ ጠለብ ህዝቢ ንምምላእ፡ ኣብ መጽናዕትን ምስራዕ ቀዳምነታትን ዝተመርኰሰ ወፍሪን ደረጃ ብደረጃ ዝኸይድ ትግባረን ዘጠቓልል ቀጻሊ ጻዕሪ ይካየድ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ገሊጹ። ሚኒስተር ተስፋስላሴ፡ ምስ ማሕበረ-ቊጠባዊ ዕብየት ሓንቲ ሃገር፡ ጠለብ መጓዓዝያን መራኸቢታትን ክዓቢ ግድነታዊ ምዃኑ ጠቒሱ፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ “ምንጋስ ማሕበራዊ ፍትሒ” ኣብ ዝብል መትከላዊ ፖሊሲ...