ኤርትራ፡ ካብ 7 ክሳብ 10 መጋቢት ከተማ በርሊን ኣብ ዘአንገደቶ መበል 53 ኣህጉራዊ ምርኢት ቱሪዝም ተሳቲፋ። ኣብ’ቲ ምርኢት፡ ከተማ ኣስመራ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ክትሰፍር ምስ ዘኽኣልዋ ረቛሒታት ዘላሊ ስእላዊ መግለጺታትን ጽሑፋትን፡ ንቱሪዝማዊ ጸጋታት ኤርትራ ዘንጸባርቕ ስእላዊ ምርኢትን ኣብ ብዙሕነትና ንዘሎ ጽባቐ ዘጒልሕ መሰናድኦታትን ቀሪቡ። ዓመት መጸ ዝካየድ ኣህጉራዊ ምርኢት ቱሪዝም – በርሊን፡ ቱሪዝማዊ ጸጋታት ሃገራት ካብ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ሆላንድ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ማሕበራውን ህዝባውን ንጥፈታቶም ብቐጻሊ ከጋጥሞም ንዝጸንሐ ዕንቅፋትን ተጻብኦን ንምቅዋም፡ ብ13 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ዘ-ሄግ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ነቲ፡ “ብዛዕባና ካብ ምዝራብ፡ ምሳና ተዛረቡ” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደን፡ ካብ ጀርመን፡ ስዊዘርላንድ፡ ብሪጣንያ፡ ኢጣልያ፡ ሽወደን፡ በልጅዩም፡ እስራኤልን ካልኦት ሃገራትን ዝመጹ ኤርትራውያን እውን ዝተሳተፍዎን ሰላማዊ ሰልፊ፡ ልዕሊ 2000...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 16, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 14, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 15, 2018 Please subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)