Layout A (with pagination)

ሓጋዝ – ኣብ መምርሒታትን ኣከፋፍላን ‘ግብሪ’ ተዘትዩ

ኣብ ከተማ ሓጋዝ፡ ንመምርሒታትን ኣገባብ ኣከፋፍላን ግብሪ ብዝምልከት፡ ምስ ወነንቲ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣቶ ዘርኣስላሴ ሃይሉ፡ ኣብ ዓይነታት ግብሪ፡ ደረጃታት ከፈልቲ ግብሪ፡ ኣብ መምርሒታት ግብሪን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ሓላፊ ጨንፈር ምስናዕ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ መንግስትኣብ ሳሙኤልን ሓላፊ ጨንፈር ንግዲ ኣቶ ሃብቶም ሰመረን እውን፡...

Read More
ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ  19 መጋቢት ክጅምር’ዩ

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ 19 መጋቢት ክጅምር’ዩ

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ (ማትሪክ) 2018፡ ካብ 19 ክሳብ 24 መጋቢት ኪካየድ ምዃኑ፡ ማእከል ፈተና ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ሓቢሩ። እቲ ፈተና፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዞባታትን ሳዋን፡ ኣብ ስዑዲ-ዓረብ ድማ ኣብ ሪያድን ጅዳን ከም ዝወሃብ ዝጠቐሰ’ቲ እንስቲትዩት፡ ሎሚ ዓመት 50.5 ሚእታዊት ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 14,437 ከምዝፍተኑ ገሊጹ። ተፈተንቲ፡ 12,121 ካብ ቤት- ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ –...

Read More
ጋሽ-ባርካ – ጐስጓስ ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት ውጽኢት ሂቡ

ጋሽ-ባርካ – ጐስጓስ ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ጐዳእቲ ልምድታት ብሓፈሻ፡ ክሽቦን መርዓ ትሕቲ ዕድመን ድማ ብፍላይ ንምውጋድ ዝተኻየደ ጻዕሪ ኣተባባዒ ውጽኢት ይህብ ከምዘሎ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ተገሊጹ። ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጎኜን ሃይኮታን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ጋሽ-ባርካ ወይዘሮ ይሕደጋ ዮውሃንስ፡ ክሳብ ዓድታት ዝወርድ ናይ ውዳበ ሜላ፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓትን ምሕያልን ደቂ-ኣንስትዮ ዘለዎ ተራ ልዑል ብምዃኑ፡ ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ...

Read More

Login

Categories