ERi-TV መደብ ፍኖተ ህይወት: ኣቦይ ለጎ – Man Loved By Generation of Kids
Subscribe: DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 17, 2018 Subscribe: DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ዞባ ማእከልን ከተማ ባጽዕን፡ ኣብ ሃገርና ብዛዕባ ዘሎ ጸጋታት ብመንጽር ቱሪዝማዊ ስሕበት – ኣፍልጦ ተመሃሮ ክብ ንምባል ኣስተምህሮ ተወዲቡ። ብጨንፈር ሚኒስትሪ ቱሪዝም ዞባ ማእከል ኣብ ዝተወደበ ኣስተምህሮ፡ ትርጉምን ኣምርን ቱሪዝም፡ ቱሪዝማዊ ስሕበት ብዓይኒ በጻሕቲ፡ ኤርትራ እትውንኖ ቱሪዝማዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ጸጋታት፡ ዘቤታዊ ቱሪዝምን ኣገዳስነቱን፡ ኣብ ዝብሉ ኣርእስትታት ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊት ጐስጓስን...
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XVII (17) (ከተማ ደቀምሓረ) – March 17, 2018 Subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ገዲም ተጋዳላይ፡ ስነ-ጥበባዊ ብርሃነ ሃብተጼን (ወዲ ኣኸዛ)፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ15 መጋቢት ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1974 ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ 1977 ድማ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ስነ-ጥበባዊ ብርሃነ፡ ፈለማ ከም ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ድሒሩ ድማ ናብ ብርጌድ 77 ኣብ ኣሃዱ ባህሊ ተመዲቡ ዝተቓለሰ ሓርበኛ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ድማ፡ ኣብ ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ተጠርኒፉ፡ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ስነ...