Layout A (with pagination)

ደ/ቀ/ባሕሪ – ኣፍልጦ ሕጊ ክብ ዘብል ሰሚናራት ተዋሂቡ

ደ/ቀ/ባሕሪ – ኣፍልጦ ሕጊ ክብ ዘብል ሰሚናራት ተዋሂቡ

ሓለፍቲ ፖሊስ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ሕጊ ክብ ንምባል፡ ኣብ ጢዖን ኣፋምቦን ሰሚናራት ኣካዪዶም። ሓላፊ መርመራ ገበን ሜጀር ገብረሂወት ኣርኣያን ሓላፊ ምክልኻል ገበን ሜጀር ክፍለማርያም ገብረክርስቶስን በብወገኖም ኣብ ዘካየድዎ ሰሚናራት፡ ፖሊስ ብዘይ ናይ ህዝቢ ምትሕብባር ተልእኾኡ ብግቡእ ክፍጽም ከምዘይክእል ብምምልካት፡ ምትሕብባር ነበርቲ ክዓዝዝ፡ ተመሃሮ ድማ ክብርታት ሕብረተሰቦም ክወርሱን ሕጊ ፈሊጦም ንነብሶም ካብ ገበን ናጻ...

Read More

ኣመሓዳሪ ደ/ቀ/ባሕሪ፡ ምስ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ርክብ ኣካይዱ

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታን ደቡብ ደንካልያን ምስ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ኣካላት መንግስትን ኣባላት ህግደፍን ርክብ ኣካዪዱ። ናይ ስራሕ ዲስፕሊን፡ ውህደትን ምምልላእን ምስ ተገልገልቲ – ኣብ ምዕዋት ዕላማታት መሰረታዊ ምዃኑ ዝጠቐሰ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ፡ ተራ ሓለፍቲ ኣብ ምህናጽን ምዂስኳስን ከም’ዚ ዝበለ ምቹእ ሃዋሁው ብዕቱብ ክስራሓሉ ኣዘኻኺሩ። ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ፡...

Read More
ናቕፋ – ውጽኢታዊ ህዝባዊ ወፈራታት ይካየድ

ናቕፋ – ውጽኢታዊ ህዝባዊ ወፈራታት ይካየድ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማሬት – ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ካብ መፋርቕ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ኣትሒዙ፡ ኣብ ምህናጽ ራህያን ምጽጋን ጽርግያን ዘተኰረ ኮማዊ ወፈራታት ይካየድ ኣሎ። እቶም ወፋሮ፡ ውሕስነት ማይን መጓዓዝያን ንምርግጋጽን ጸጋታት ከባቢኦም ናብ ረብሓኦም ንምውዓልን፡ መንግስቲ ብዝገበረሎም ንዋታዊ ደገፍ፡ ጸገማቶም በብቐዳምነታቱ ንምፍታሕ ይነጥፉ ከምዘለዉ ገሊጾም። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ዓሊ መሓመድ-ዓብደላ፡ ኣቐዲሙ ብተመሳሳሊ...

Read More

ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ-ሳዋ ንጥፈታታ ገምጊማ

ኣብ ሳዋ እትርከብ 2ይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ዝመጹ ሓለፍቲ ጨናፍር ሚኒስትሪ ትምህርቲን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ14ን 15ን መጋቢት ዓመታዊ ገምጋም ንጥፈታታ ኣካዪዳ። ርእሰ-መምህር ናይ’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ቀሊት ግርማይ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ሎሚ ዓመት ካብ ኣስታት 100 ናይ 2ይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝመጹ ልዕሊ 12,300 ተመሃሮ ከም እተቐበሉ ጠቒሱ፡ መገብቲ ኣብያተ- ትምህርቲ...

Read More

Login

Categories