Layout A (with pagination)

ኣልማዕቲ ሩባ ሕዳይ “ዘተባብዕ ምህርቲ ረኺብና” ይብሉ

ኣልማዕቲ ሩባ ሕዳይ “ዘተባብዕ ምህርቲ ረኺብና” ይብሉ

ኣብ ገማግም ሩባ ሕዳይ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ጀራዲን ዘልምዑ ዘለዉ 45 ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ በያን፡ ጸጋታት ናይቲ ሩባ ብግቡእ ስለዝተጠቕምሉ፡ ዘተባብዕ ምህርቲ ይረኽቡ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ሓረስቶት ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ብዝረኽብዎ ሞያዊ ምኽሪ ተሓጊዞም ብትግሃት ስለዝሰርሑ፡ ንጥፈታቶም ውጽኢታዊ ኮይኑ ከምዘሎ ሓቢሮም። ዘልምዕዎ ዘለዉ ኣሕምልትን ፍረታትን፡ ኣብ ምምላእ ጠለባት ዕዳጋታት ናቕፋን ኣፍዓበትን ኣስተዋጽኦ ይገብር...

Read More

ጋሽ-ባርካ – ከባብያዊ ጽሬት ንምርግጋጽ ጻዕርታት ይቕጽል

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ተጠቃምነት ዓይኒ-ምድሪ ብምስፋሕ ንጽህና ከባቢ ንምርግጋጽ ክካየድ ዝጸንሐ ንጥፈታት ንምግምጋም፡ ብ12 መጋቢት ኣብ ከተማ ባረንቱ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታትን ሰብ-ሞያ ጥዕናን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ነቲ ስራሕ ኣብ ምክትታል ዝነጥፉ ሞያውያን ኣብ ዘቕረብዎ ጸብጻብ፡ እቲ ንጥፈታት ከም’ቲ ዝተወጠኖ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ደረጃ ብደረጃ ጽቡቕ ኣንፈት ሒዙ ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ። ምትእታትው ዓይኒ-ምድሪ ኣብ ገጠራት ንበይኑ...

Read More

Login

Categories