ERi-TV ልዝብ መንእሰያት – ማዕርነት ክልተ ጾታ – Gender Equality.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ብምትሕብባር ጨናፍር ሚኒስትሪታት ጥዕናን ትምህርትን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝካየድ ጥዕናዊ መርመራታት፡ ኣብ ምልላይ ጸገማት ተመሃሮን ብኣጋ ኣብ ምፍዋሱን ጽቡቕ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ- ትምህርቲ ዝካየድ ዘሎ ምክታትል ጥዕና፡ ብቐንዱ ኣብ መርመራ ዓይኒ፡ እዝኒ፡ ስኒ፡ ኣፍንጫን ጐሮሮን ዘተኰረ ኮይኑ፡ ነቶም ጸገማት ዝጸንሖም መድሃኒት ከምዝዕደሎም፡ ናይ ዓይኒ ጸገማት ንዝጸንሖም ድማ ብናጻ መነጸር ዓይኒ...
ኣስራሕትን ሰራሕተኛታትን፡ ኣብ ሕጊ ዕዮ ዘለዎም ኣፍልጦ ብምብራኽ ብምልኣት ከተግብርዎ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ጸዊዑ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ዕዮ ኣቶ ወልደኢየሱስ ኤሊሳ፡ ሕጊ ዕዮ ንሰራሕተኛታትን ኣስራሕትን ብምዕሩይ ዓይኒ ጠሚቱ ርጉእ ናይ ስራሕ ሃዋህው ከምዝህሉ ዝገብር ብምዃኑ፡ ሰራሕተኛታትን ኣስራሕትን ብፍላይ ድማ መንእሰያት፡ ንመንፈስ ናይ’ዚ ሕጊ ብዝግባእ ክግንዘብዎ ከምዝግባእ ኣስሚሩሉ። ክፍሊ ዕዮ፡ ትግባረ ናይ’ቲ...
ተመሃሮ፡ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ብዲስፕሊን ክዂስኰሱን ብክብርታት ሕብረተ-ሰቦም ክመላለሱን ዝካየድ ጻዕሪ፡ ብውህደት ኮምን ትካላት ትምህርትን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ዝያዳ ክስራሓሉ፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ መማህራን፡ ኮሚተ ወለዲን ካልኦት ኣካላትን ዝተሳተፍዎ ብ17 መጋቢት ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ ሓላፊት ኣሃዱ ባህሊ፡ ስፖርትን ጥዕናን ወይዘሮ ነጃት...
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 21, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)