Layout A (with pagination)

ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ማውሪሸስ ርክብ ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን፡ ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ሪፓብሊክ ማውሪሸስ፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ ከተማ ፖርት-ልዊስ ምስ ምክትል ፕረዚደንት ፓራማሲቩም ፒላይቪያፑሪ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ክልቲአን ሃገራት፡ ንኣህጉራዊ ፍትሒን ምዕባለን፡ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያታት ብሓባራዊ ርድኢትን ርእይቶን ክሰርሓ ኣብ ዘኽእል መዳያት ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋዊጦም። ምስ ቀዋሚ ጸሓፊ...

Read More
መግለጺ

መግለጺ

• ድራማ ግብጺ ኣብ ሳዋን፡ ናይ ሱዳን ዶብ ምዕጻውን ምኽፋትን፡ ዘየስደመሞ የለን። እቲ ጽውጽዋይ ግን፡ ኣብኡ ዝውዳእ ኣይኰነን። ዝኽሪታት ምምሓው ቅዲ ወይ ፋሽን ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ መዋእል፤ ሰማዒን ተዓዛቢን ምእንቲ ከስተብህል፤ ጸጸኒሕካ ሓቅታት ምንጋር ኣይጽላእን’ዩ። • ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓደ/ጥሪ (ቅድሚ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ)፡ ሃገረ ቐጠር፡ . . . ነቲ ብደገፍ ኢማራት፡ ካብ ኤርትራ ኪመጽእ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምግጣም፡ ንዕጡቕ ሓይልታት ሱዳን፡...

Read More

Login

Categories