‘ሮራ ድጂታላዊ ቤት-ንባብ’፡ ኣገልግሎት ድጂታላዊ ኣብያተ-ንባብ ኣብ ትካላት- ትምህርቲ፡ ሚኒስትሪታትን ካልኦት መንግስታውያን ትካላትን ንምስፋሕ ዕቱብ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ሓቢሩ። ዳይረክተር ናይ’ቲ ቤት-ንባብ ኣቶ ክፍሎም ሚካኤል፡ ‘ሮራ ድጂታላዊ ቤት- ንባብ’ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ማሕበራትን ብዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ፡ ኣገልግሎት ድጂታላዊ ቤት-ንባብ ንምውዳድ ፕሮጀክትታት ሓንጺጹ ይሰርሕ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ቀንዲ ጠመተኡ ናብ...
Layout A (with pagination)
ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ ብ18 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘሕለፎም ውሳነታትን ለበዋታትን – ኣብ ድባርዋ ንህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ኣተገባብራኦም ተዘትዩ። ኣስታት 750 ነበርቲ ከተማ ድባርዋን ወነንቲ ትካላትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ርክብ፡ ኣባል ባይቶ ዞባ ደቡብ ኣቶ መሓሪ በርሀ፡ ኣብ ሃገራዊ መደባት ብሓፈሻ፡ ንንኡስ ዞባ ድባርዋ ኣብ ዝምልከት ሓበሬታ ድማ ብፍላይ መብርሂ ሂቡ። ንውሳነታት ባይቶ ዞባ ብዝምልከት፡ ንዕብየት ቱሪዝም ኣብ ዞባ...
ሽማግለ መኸተን ልምዓትን ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ መደባት 2018 ኣገባብ ኣተገባብራኡን ንምዝታይ፡ ብ20 መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ርክብ ኣካዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ጥብ ዝበለት ማይ ኣብ መዓላ ንኽትውዕል – ወፈራታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ብሰፊሑ ክስራሓሉ፡ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ዝያዳ ኣቓልቦ ክወሃቦ፡ ዘይተጠርነፈ ህዝቢ ምዕባለ ከረጋግጽ ስለዘይክእል እውን – መስርሕ ምጥርናፍ ዓድታት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ኣተሓሳሲቡ።...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 24, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for March 23, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)