ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ገድገድን ሽዕብ ቀጢንን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብግቡእ ናብ ግራውቶም ንኽኣቱ፡ ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን መእለዪ ወሓይዝን ዓግማትን ከምኡ’ውን ኣብ ምምድማድ ግራውቲ ዝቐንዐ ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ገድገድን ሽዕብ ቀጢንን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብግቡእ ናብ ግራውቶም ንኽኣቱ፡ ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን መእለዪ ወሓይዝን ዓግማትን ከምኡ’ውን ኣብ ምምድማድ ግራውቲ ዝቐንዐ ወፈራዊ...
Layout A (with pagination)
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲንኣምን – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባን ምምሕዳር ከባቢ ዓቢ-ግራት – ንኡስ ዞባ ዓዲ- ቐይሕን፡ ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብን ጽርግያ ኣብ ምጽጋንን ዝቐንዐ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ- ንኣምን፡ መዓልታዊ 150 ጉልበት ሰብ እናወፈረ፡ ከትርታትን ዛላታትን ይሰርሑ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ክኢላ ምዕቃብ ሓመድን ማይን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ዳልሽ ግርማይ፡ በቲ ሩባታት ንምኽታር...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዝነጥፉ ኣባላቱ ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ማሕበራዊ ድሕነት ዝዝቲ ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ብ22 መጋቢት ኣብ መንደፈራ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ ኣተኣላልያን ምሕጋዝን ማሕበራዊ ሽግራት ዘለዎም ዜጋታት፡ ምንባይ ስንኲላንን ስድራ- ስዉኣትን፡ ከምኡ’ውን ትግባረ ሕጊ ዕዮ ብሰፊሑ ተዘትዩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ሃይለ ገብረሚካኤል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንስድራ ስዉኣትን ተኣለይቲ...
ኣህጉራዊ ማእከል ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ኤርትራ ብደረጃ ኣፍሪቃ ጸብለል ከምዝበለት፡ ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት’ቲ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት፡ ብኹሉ መለክዒታት ኣብ’ታ ኣህጉር ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ምህላዋ፡ እቲ ውድብ ገሊጹ። በዚ ምኽንያት፡ ኤርትራ ካብ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳ፡ ኣብ ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት መድሃኒት ብዝኸፈታኦ ሓድሽ ምዕራፍ፡ ብኣህጉራዊ ውድብ ምክትታል ጎድናዊ ሳዕቤናት...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 29, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)