ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን ዝነብራ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ውዳበአን ብምሕያል፡ ንዓወት ሃገራዊ መደባት ከምዝሰርሓ ኣረጋጊጸን። ውዳበታት ንኡሳን ጨናፍር ሃማደኤ ኣብ ከተማታት ጀነቫ፡ ስዮን፡ ሳንጋለን፡ በርን፡ ፍሪቡርግ፡ ባዝል፡ ሉዛን፡ ኩር፡ ሞንተ፡ ስሉተርን፡ ሉሰርን ኖሻተልን ቨቨን – ስዊዘርላንድ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፡ ንታሪኽ ኤርትራዊት ጓል- ኣንስተይቲ ዘንጸባርቕ መደባት ከምኡ’ውን ምስ ባህልን ልምድን ህዝቢ...
Layout A (with pagination)
ዓመታዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ጨንፈር ኤውሮጳ፡ “እጃመይ ንማዕከን ሞያውን ቊጠባውን ጸጋ ሃገር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ29 መጋቢት ኣብ ስቶክሆልም – ሽወደን ተኸፊቱ። ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንእዋናዊ ምዕባለታት ሃገርናን ዞባናን ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ዓመተ 2017 ንኹሉ ዝነበረ ተጻብኦታት ነበርያ-ነበረ ዝገበረት ዓመት ምዃና ጠቒሱ፡ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብእምነትን ዓቕልን ንዘካየድዎ ሓያል መኸተ...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መበል 14 ዓመታዊ ወዓላ መንእሰያት ህግደፍ – ጨንፈር ዩሮጳ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi TV Tigre Evening News from Eritrea for March 30, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi TV Arabic Evening News from Eritrea for March 30, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)