ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ኤሪ-ቲቪ ገለ ተጠቀምቲ ኤሪ-ቲቪ ንመደባትና ኣብ ሞባይል ኣብ ዝከታተልሉ ግዜ ዘይምዕሩይ ናይ ድምጺ/Aud…
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ካብ ጀመርቲ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሓርበኛ ድንጉስ ኣረይ ናፍዕ፡ ትማሊ 31 መጋቢት ኣብ መበል 103 ዓመት ዕድመኡ፡ ኣብ ሞጎሎ – ዞባ ጋሽ-ባርካ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1962 ናብ’ቲ ሽዑ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ኣቚጺሩ ዝነበረ ሰውራ ኤርትራ ዝተጸንበረ ሓርበኛ ድንጉስ ኣረይ፡ ብዝነበሮ ብቕዓትን ተመኲሮን፡ ኣብ 1963 ኣዛዚ ጋንታ፡ ድሕሪኡ ድማ በብመድረኹ ክሳብ ደረጃ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ዝበጽሐን ብኣብነት ዝመርሐን ተጋዳላይ እዩ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንቕሓት ህዝቢ ንምብራኽ ብዝተኻየደ ጐስጓሳትን ትካላት ጥዕና መሰረታዊ መሳርሒታትን መድሃኒታትን ብምዕጣቐንን፡ ኣብ ምቊጽጻር ተርእዮ ሕማም ‘ቲቢ’ ዓቢ ገስጋስ ከምእተመዝገበ ተገሊጹ፣ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ሓላፊ ምቊጽጻር ሕማም ‘ቲቢ’ ነርስ ክብሮም ዕቚቡ፡ ኣብ ትካላት ጥዕና ሓጋዝ፡ ግላስ፡ ከረን፡ ዒላ-በርዕድ፡ ፍለዳርብ፡ ሓመልማሎ፡ ሃበሮ፡ ሓልሓል፡ ኣስማጥን ዓዲ-ተከሌዛንን መነጸሪ ‘ቲቢ’ ናውቲ፡ እኹል መድሃኒትን...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ- ዓንሰባ፡ ኣብ ምሕያል መስርሕ መምሃርን ምስትምሃርን ተዘትዩ፣ ኣብ መቐርካ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ጸሃየ ብርሃነ፡ ብወገን ተመሃሮን መማህራንን ዝረኣዩ ጸገማትን ድኽመታትን ምፍታሕን ምእላይን እቲ ብቐዳምነት ክግበር ዘለዎ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ውህደት ኩሎም ኣካላት ክዓዝዝ ኣዘኻኺሩ፣ ዝተበላሸወ ሰደቓታት ክጽገን፡ ቀጽሪ ዘይብለን ኣብያተ-ትምህርቲ...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መደብ ንመኻኸር – ብዛዕባ ካብ ቃል-ኪዳን ወጻኢ ዝወልዱ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.