Layout A (with pagination)

ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ ተሰዊኡ

ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ፡ ብ31 መጋቢት ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሜጀር ሃይለ፡ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ኣጋር ሰራዊትን ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ውድብን፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ ፖሊስ ኤርትራን ስታፍ ምምሕዳር ሚኒስትሪ ምክልኻልን ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት ብተወፋይነት ዝተቓለሰን ዝመርሐን ሓርበኛ እዩ። ስዉእ ገዲም ተጋዳላይ ሜጀር ሃይለ ሓጎስ፡...

Read More

ኣባላት ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ስልጠና ረኺቦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ን32 ኣባላቱ – ካብ ዞባዊ ኣፍሪቃዊ ውድብ ላዕለዋይ ትካል ኦዲት ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ዝኾና ሃገራት ብዝመጹ ክኢላታት፡ ኣብ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ዘተኰረ ስልጠና ሂቡ። ዕላማ ናይ’ዚ ካብ 26 ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ዓቕሚ ኣባላት ኣብ ፋይናንሳዊ ኦዲት ምምዕባል፡ ከምኡ’ውን ነቲ ብኢድ ክስራሕ ዝጸንሐ ፋይናንሳዊ ኦዲት፡ ብቴክኖሎጂ ሓበሬታ ዝተሰነየ ንምግባሩ ከምዝኾነ፡ ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ምሕደራ ትምህርቲ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ምሕደራ ትምህርቲ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ክፍሊ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ብምትሕብባር፡ ንርእሳነ-መማህራን መባእታን ካልኣይን ደረጃ፡ ኣብ ምሕያል ምሕደራ ኣብያተ-ትምህርቲ ዘተኰረ ሰልጠና ወዲቡ። ኣብ’ቲ ስልጠና፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጊንዳዕ፡ ፎሮ፡ ገልዓሎ፡ ሽዕብ፡ ባጽዕን ዳህላክን ዝነጥፉ 50 ርእሳነ-መማህራን ተሳቲፎም። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ መምህር ረሺድ መሓመድ-ዑስማን፡...

Read More
ኤርትራ፡ ኣብ ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፋ

ኤርትራ፡ ኣብ ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፋ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቶ ኣርኣያ ደስታ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ብ21 መጋቢት ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተቓነዐ 10ይ ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። እዚ ፍሉይ ዋዕላ፡ ባይቶ መራሕቲ ናይ’ቲ ሕብረት ኣብ ወርሒ ጥሪ 2018 ብዘሕለፎ ውሳነ ዝተኻየደ ኮይኑ፡ ብቐንዱ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ዛዕባታት ዘትዩን ስምምዓት ኣጽዲቑን። እቲ ቀዳማይ፡ ንመስርሕ ምቛም ክፍለ- ዓለማዊ ዞባ ናጻ ዕዳጋን ናጻ ምንቅስቓስ...

Read More

Login

Categories