ERi TV Arabic Evening News from Eritrea for April 4, 2018Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብምትሕብባር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደምን ሃገራዊ ባንክ ደምን ዝካየድ ዘሎ ጐስጓሳት፡ ደረጃ ንቕሓት ዜጋታት ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ ወለንታዊ ልግሲ ደም ድማ ብፍላይ ኣብ ምብራኽ፡ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣብ ሃገራዊ ባንክ ደም ሓላፊ ኣገልግሎት ልግሲ ደም ኣቶ መሓሪ ኣብርሃም ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ዞባ ካብ 26 ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ መንደፈራን ዓዲ-ዃላን ብዝተኻየደ ጐስጓሳት፡ ብድምር ልዕሊ 506...
ኣብ ባጽዕ፡ ንተመሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂ ባሕሪን ከምኡ’ውን ንሰራሕተኛታት ወደብ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ብ21ን 29ን መጋቢት ተዋሂቡ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ሓላፊ ምክልኻል ገበንን ኣብ ዝሃብዎ ኣስተምህሮ፡ ቅኑዕ ኣረኣእያ፡ ኣብነታዊ ኣካይዳን ዘይናትካ ዘይምድላይን ዘጠቓልሉ ድሙቓት ክብርታት ሕብረተ-ሰብና፡ ቀንዲ ረቛሒታት ምክልኻል ገበን ምዃኖም ብምጥቃስ፡ ነዚ ስነ-ምግባር’ዚ ናብ ሓደስቲ ወለዶ ንምስራጽ፡ በብእዋኑ...
ወከልቲ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ካብ 12 ክሳብ 23 መጋቢት ኣብ ኒውዮርክ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ዝተቓንዐ መበል 62 ኣኼባ ኮሚሽን ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ብምስታፍ፡ ንኩነታትን ምዕባለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዝምልከት መብርሂ ኣቕሪበን። ኣብ’ቲ፡ “ብድሆታትን ዕድላትን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ምሕያል ኣብ ገጠር ንዝርከባ ኣዴታትን ኣሓትን” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ሓላፊት ምምሕዳርን ፋይናንስን ሃማደኤ ወ/ሮ ዛይድ...
ERi-TV Arabic news from Eritrea for April 4, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)