Layout A (with pagination)

27 መንእሰያት ብሙዚቃን ካልእ ጥበባቱን ሰልጢኖም

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ብምትሕብባር፡ ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ክነጥፉ ንዝጸንሑ 27 መንእሰያት ኣሰልጢኑ። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተዋህበ ትምህርቲ፡ ኣናብባ ሙዚቃ፡ ጥበብ ኣደራርፋን ኣጸዋውታ መሳርሒታት ሙዚቃን ዘጠቓለለ ምንባሩ፡ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምምራቕ ተገሊጹ። ካብ ኣሰልጠንቲ፡ መምህር ሙዚቃ ኣቶ ፍጹም ዮውሃንስ፡ እቲ ትምህርቲ ኣብ መሰረታዊ ፍልጠት ምጽሓፍን ምንባብን ኖታ፡...

Read More
ኣራዕታ – ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ጻዕርታት ይቕጽል

ኣራዕታ – ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ጻዕርታት ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንምሕያልን፡ ኣብ ውሁብ ዕድላት ተጠቃምነተን ንምዕባይን – ኣብ ምሕያል ንቕሓትን ውዳበን ዘተኰረ ንጥፈታት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊት ሃማደኤ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ወይዘሮ ሳዕድያ ኢብራሂም ሓቢራ። ኣብ ዓድታት ዓሳጋላ፡ ኣዩመን፡ ኢጊሮሊን ሓመርቲን ምስ ዓበይቲ ዓድን ደቂ- ኣንስትዮን ኣብ ዝገበረቶ ርክብ፡ ወይዘሮ ሳዕድያ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ዝዓብየሉ...

Read More
‘ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ’ ንምሕያል ይስራሓሉ

‘ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ’ ንምሕያል ይስራሓሉ

ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት-ሳዋ፡ ዘበናዊ መምሃሪ መሳርሒታት ብምዕጣቕ – ብቕዓት ትምህርቲ ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ርእሰ-መምህር ናይ’ቲ ማእከል መምህር ተስፋይ ተወልደ ገሊጹ። ንጥፈታት ናይ’ቲ ማእከል ንምግምጋም ብ31 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ መምህር ተስፋይ፡ ተመሃሮ፡ መማህራንን ኣለይትን ዝጸንሖም ሃጓፋት ብኣጋ ብምእራምን ብልጫታቶም ብምዕቃብን ንዝለዓለ ዓወት ክጽዕሩ ተላብዩ። “ዘለዉና ብድሆታት እናተለለዩ በብግዜኡ ይፍትሑ ኣለዉ”...

Read More

ጥዕና ተመሃሮ ኣብ ምክትታል ዝሕግዝ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል፡ ንልዕሊ 170 ኣለይቲ መማህራን – ጥዕና ተመሃሮ ኣብ ምክትታል ዝሕግዞም ስልጠና ወዲቡ። እቲ ዕላማ፡ መማህራን ብዛዕባ ኣብ ዓይኒ፡ እዝኒ፡ ጐረሮን ቈርበትን ዝኽሰቱ ጸገማት መባእታዊ ኣፍልጦ ሃልይዎም፡ ንወለድን ሰብ- ሞያ ጥዕናን ቅልጡፍ ሓበሬታ ዝህቡሉ ባይታ ንምጥጣሕ ምዃኑ፡ ሓላፊ ምክትታል ጥዕና ተመሃሮ መምህር ኤፍሬም ስዩም ገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ሓላፊ ኣሃዱ ከባብያዊ ጥዕና...

Read More

Login

Categories