ERI-TV Easter Special: ባህላዊ ትልሂት – Traditional Guaila Dance
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብምትሕባብር ጨናፍር ሚኒስትሪታት ትምህርትን ጥዕናን፡ ኣብ ርሑቕ ከበቢታት ዝርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ – ንተመሃሮአን ናይ ቀዳማይ ረድኤት ኣገልግሎት ከምዝህባ ንምግባር፡ ዓቕሚ ወከልቲ ጥዕና መማህራን ንምሕያልን መሰረታዊ መሳርሒታት ንምዕጣቖምን ብዕቱብ ይስራሓሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ኣሃዱ ባህሊ፡ ስፖርትን ጥዕናን መምህር መሓመድ ዓብደላ ነዚ ዝገለጸ፡ ካብ ንኡስ ዞባታት ሽዕብ፡ ፎሮ፡...
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሃብቲ ገረብ ብሓፈሻ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪን ደሴታትን ዝርከብ ኣግራብ ሾራ ድማ ብፍላይ – ዘሎ ናይ ምዕቃብ ባህሊ ዝምስገን ምዃኑ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ኣቶ መሓመድ ኢያሕ ሓቢሩ። ገረብ ሾራ ብዙሕ ጥቕሚታት ዘለዎ ብምዃኑ፡ ንምዕቃቡን ንምስሳኑን ንህዝቢ ቀጻሊ ኣስተምህሮታትን ጐስጓሳትን ከምዝካየድ ዝገለጸ ኣቶ መሓመድ፡ ብከባቢኡ ዝርአ ልሙዕ ኣግራብ ናይ’ዚ ውጽኢት ምዃኑ ገሊጹ። ገረብ...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሸበቕ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ኣብ ዝርከብ ገዳም ጻዕዳ- እምባ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ብዝገበርዎ ኣበርክቶ፡ ብ90 ሽሕ ዩሮ ኣገልግሎት ጸሓያዊ ጸዓት ተዋዲዱ። እቲ ጸሓያዊ ጸዓት፡ ኣብ ርእስ’ቲ ኣብቲ ገዳም ንዝርከቡ ኣገልገልትን ተመሃሮን ዝህቦ ብርሃን፡ ነቲ ታሪኻውን ቱሪዝማውን ኣገዳስነት ዘለዎ ገዳም መስሕብ በጻሕቲ ንምግባሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዝህልዎ ኣበርክቶ እውን – ብቐሊል...
ሓረስቶት ደጎሊ – ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ነቲ ብክራማት ከበሳ ዝወርድ ወሓይዝ ብኣድማዕነት ኣብ ሕርሻዊ ጥቕሚ ንምውዓል፡ ከምኡ’ውን ፍግረ- መሬት ንምፍዋስ፡ ሰፊሕ ወፈራታት የካይዱ’ለዉ። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ስራሕ መቐጸልታ ናይ’ቲ እቶታውነት ንምድንፋዕ ከካይድዎ ዝጸንሑ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ምዃኑ ጠቒሶም፡ ዘሰላስልዎ ዘለዉ ስራሓት ውሕስነት ንኽህልዎ፡ ናይ ማሽነሪ ደገፍ ክግበረሎም ሓቲቶም። ነቲ ልዕሊ 80 ሄክታር...