ሽማግለ ኣዕሩኽ መንእሰያት፡ ልዑል ቈላሕታ ዝወሃቦ ውዳበ ምዃኑን፡ ክሳብ ከባቢታት ወሪዱ፡ ኣብ ምንቃሕን ምውዳብን ከምኡ’ውን ትግባረ መደባት ኣበርክቶኡ ከዕዝዝን፡ ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማመተኤ ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ሓውሲ ከተማ ጢዖ፡ ምስ መንእሰያትን ኣባላት ሽማግለ ኣዕሩኽ መንእሰያትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣቶ ዑቕባይ፡ ሃማመተኤ፡ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ኣብ ሃገራዊ መደባት ንምዕዛዝን ዓቕምታቶም ንምምዕባልን ዝሕግዝ ውዳበታት...
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝተጀመረ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ከምኡ’ውን ልምዓት መስኖ ኣድማዒ ምንባሩ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት መስኖ ኢንጅነር ኣቤል ወልደጋብር ንኤሪና ሓቢሩ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ ሕርሻዊ መሬት ክስራሕ ዝተመደበ ዛላታትን ከትርታትን ብሓያል ኮማዊ ተሳትፎ ከም ዝተዓመ ዝጠቐሰ ኢንጅነር ኣቤል፡ ኣብ ዛላታት 39 ሚእታዊት፡ ኣብ ከትርታት ድማ 78 ሚእታዊት ካብ’ቲ ዝተወጠነ ንላዕሊ ከም ዝተተግበረ...
ኣብ ከተማ ከረን፡ 47 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 55 መንእሰያት፡ ብስርሓት ካይላ፡ ትምህርቲ ሙዚቃ፡ ከምኡ’ውን ኣጸሓሕፋን ኣዋሳስኣን ድራማ ሰልጢኖም። እቶም ነዚ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስልጠና ዕድል ዝረኸቡ መንእሰያት፡ ዘለዎም ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብደረጃ ንኡስ ዞባ ብዝቘመት ኮሚተ ዝተመመዩ ምዃኖም፡ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት ተገሊጹ። ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ሃማመተኤ መንእሰይ ዑቕባይ በርሀ ኣብ...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – ሚያዝያ 11, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV ልዝብ መንእሰያት፡ ብዛዕባ ትምህርቲ ሕክምናን ሞያ ሕክምናን.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)