Layout A (with pagination)

ነበርቲ ሚዕድር – ታሪኻዊ ቦታታት ንምዕቃብ ይሰርሑ

ነበርቲ ሚዕድር – ታሪኻዊ ቦታታት ንምዕቃብ ይሰርሑ

ነበርቲ ሚዕድር – ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝርከብ ታሪኻዊ ቦታታት ንምዕቃብ፡ ካብኦም ዝሕተት ኣብ ምምላእ ከምዝርከቡ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። ንሳቶም ኣብ ርእይቶኦም፡ ቅርስታት መወከሲ ታሪኽን መግለጺ መንነትን ምዃኖምን፡ ብዕድመን ኣገባብ ኣደዃዂናን ፍሉይ ቱሪዝማዊ ኣገዳስነት ከምዘለዎምን ብምጥቃስ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝርከቡ ቦታታትን ሓድግታትን ንምዕቃብ፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተወሃሂዶም ክሰርሑ ዘለዎም ቅሩብነት...

Read More
ጎልጅ – ዘመናዊ ሕርሻ ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

ጎልጅ – ዘመናዊ ሕርሻ ንምስፋሕ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ዘመናዊ ሕርሻ ብምስፋሕ እቶትን እቶታውነትን ክብ ንምባል ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቊጠባዊ ልምዓት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዳኒኤል ወልዳይ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ልዕሊ 210 ሽሕ ሄክታር ክለምዕ ዝኽእል መሬት ከምዘሎ፡ ነቲ ዛጊት ኣብ መዓላ ዘይወዓለ ንምልማዕ ድማ መንግስቲ ኣድላዪ ትሕተ-ቅርጺ ብምውዳድ ይነጥፍ ምህላዉ ዝጠቐሰ ኣቶ ዳኒኤል፡ ድሮ ክልተ ሄክታር ንነበርቲ ከምእተዓደለን 100 ሽሕ...

Read More

ማእከል ደንካልያ – ዝርግሐ ትካላት ትምህርቲ ተሳታፍነት ተመሃሮ የዕቢ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ማእከል ደንካልያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ዓመታት ዝርግሐ ትካላት ትምህርቲ ንምስፋሕ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ኣብ ዕብየት ተሳታፍነት ተመሃሮ ብሓፈሻ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ዓቢ ግደ ይጻወት ኣሎ። ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ዓብዱልቃድር ሬዶ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ነፍሲ- ወከፍ ዜጋ ዕድል ትምህርቲ ንኽረክብ፡ መንግስቲ ክሳብ’ቲ ዝረሓቐ ከባቢታት ትካላት ትምህርቲ...

Read More

Login

Categories