ERi TV Arabic Evening News from Eritrea for April 17, 2018 – Eritrean News, Eritrea.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሙዚቃ ኣስመራ፡ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ብመሳርሒታት ሙዚቃን ጥበባቱን ዝሰልጠኑ ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ‘ኣውካን’ ናይ ሓይሊ ባሕሪ፡ ብ14 ሚያዝያ ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሰልጠንቲ ብመኰነን ጐስጓስን ሓበሬታን ሚኒስትሪ ምክልኻል ዝተዋሃበ ናይ ድራማ ትምህርቲ እውን ከም እተኸታተሉ ተገሊጹ። ዳይረክተር ቤት-ትምህርቲ ሙዚቃ ኣስመራ መምህር ኤልያስ ወልደገብርኤል፡ ሞያ ሙዚቃ ብቐጻሊ ጻዕሪን ፈጠራውነትን ከምዝምዕብል ጠቒሱ፡ ሰልጠንቲ ዝቐሰምዎ...
ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ንምዝታይ፡ ምስ ህዝቢ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኢሳቕ ጥዑም፡ እቲ መደባት – ኣብ ዳሳት ንዘምህራ ዘለዋ ናይ መባእታ ኣብያተ-ትምህርቲ ህንጻታት ምስራሕ፡ ቀጽርታትን ካልእ ትሕተ- ቅርጽን ምጽጋን፡ ከምኡ’ውን ጽበት መምሃሪ ክፍልታትን ሆስፒታል ኣቑርደትን ምፍታሕ ከም ዘጠቓልል ሓቢሩ። ኣብ ሩባ ባርካ ዝርከባ ንዝስተ ማይ ዘገልግላ ዒላታት ምጽጋን፡ ሻምብቆታት ዝስተ ማይ ከተማ...
ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን እምኒ-ሓይልን፡ ዝሓለፈ ዓመት ተፈቲኑ ጽቡቕ ውጽኢት ዝተረኽቦ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ፡ ኣብ 100 ሄክታር ብጥሙር ማሕረስ ንምዝርኡ ቅድመ-ምድላዋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ክኢላታት ሕርሻ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ሕርሻን ናይ ስራሕ መሻርኽቱን ክዝራእ ተመዲቡ ዘሎ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ፡ ኣብ ዓድታት ኩዶፈላሲን እግሪ-መኸልን ምዃኑ ብምሕባር፡ ኣብ’ቲ መደብ ዝኣተዉ ኣስታት 300...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – ሚያዝያ 17, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.