ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ተሓቢሩ። ነቲ መደብ ንምግምጋም ብ18 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ ናይ ቅድሚኡ ዓመታት ብምንጽጻር፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ ብ76 ሚእታዊት ከምዝጐደለ፡ ሓላፊ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ ዮውሃንስ ሽሞንዲ ገሊጹ። እዚ ውጽኢት’ዚ ክምዝገብ ዝኸኣለ፡ ሳላ’ቲ ብሞያውያን ጥዕና ዝተመርሐ ኣብ ሰሙን ክልተ...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ፡ ሞያዊ ስነ-ምግባር ምምህርና ንምብራኽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ21 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ባጽዕ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብቐንዱ ኣብ ስነ-ምምግባር መምህር ዘተኰረ ዛዕባታት ዝተዘተየሉ ርክብ፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መማህራን ኤርትራ መምህር ስምኦን መሓሪ፡ ንሞያዊ ስነ-ምግባር መምህር፡ ከምኡ’ውን ንቕሓትን ርድኢትን ሕብረተሰብ ኣብ’ቲ ሞያ ዝምልከት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ክብሪ ሞያ ምምህርና ናብ ንቡር ንምምላስ፡ ዕዮ ገዛ ናይ...
ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ፡ ብምትሕብባር ኤርትራውያንን ካብ ጀርመን ዝመጹን ሞያውያን፡ ካብ 14 ሚያዝያ ዝጀመረን ክሳብ 28 ሚያዝያ ዝቕጽልን – ካብ 2 ክሳብ 14 ዓመት ንዝዕድመኦም ህጻናትን ቈልዑን ናይ ልቢ መብጣሕቲ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊት ክፍሊ ሕክምና ህጻናት ፕሮፌሰር ጽገረዳ ገብረሂወት፡ ቅድሚ 2002 ኣብ ሃገርና ዝካየድ ናይ ልቢ መብጣሕቲ ስለዘይነበረ፡ እቲ እንኮ ኣማራጺ ንደገ ኬድካ ምሕካም ምንባሩ፡ እዚ ድማ ኣዝዩ ክቡርን...
ሓረስቶት፡ ንጸረ-ባልዕ መድሃኒት ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክወስድዎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣተሓሳሲቡ። ዓይነታት ጸረ-ባልዕ ዝተፈላለዩ ምዃኖም ዝገለጸ፡ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ሓላፊ ኣሃዱ ውሸባ ብቚሊ መንእሰይ ስዒድ ኑረዲን፡ ገለ ክሳብ ኣብ ውሽጣዊ ክፋል ናይ’ቲ ብቚሊ ዝሰርጹ፡ ገለ ድማ ኣብ ደጋዊ ክፋል ንዝረኣዩ ባልዓት ንምክልኻልን ንምቕታልን ከምዘገልግሉ ብምሕባር፡ ሓረስቶት ንጸረ-ባልዕ መድሃኒት ከም ዘላቒ ፍታሕ ዘምጽእ እንኮ ኣማራጺ ክወስድዎ ከምዘይብሎም...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ:25 ዓመት ዝኽሪ ረፈረንዶም ኤርትራ – ዕላላት መስርሕ ምርጫ ረፈረንዶም – 3ይ ክፋል
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.