Layout A (with pagination)

ሞጎራይብ – ኣበርክቶ ዲጂታላዊ ቤት- ንባብ ተሞጒሱ

ኣብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ሞጎራይብ-ጎኜ ዝተኣታተወ ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ንተመሃሮ ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንምልላይ ዘለዎ ተራ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብቕዓቶም ክብ ኣብ ምባል እውን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ተረኺብዎ። ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ክብሮም ኣስመሮም፡ ንእዋናውነት ናይ’ቲ ተረኺቡ ዘሎ ኣገልግሎት ዲጂታላዊ ቤት-ንባብን ኣገዳስነቱን ጠቒሱ፡ እቲ መደብ ክውን ንክኸውን ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ምርምርን...

Read More
ጽርግያ ከረን – ኣስነዳ ይጽረግ ኣሎ

ጽርግያ ከረን – ኣስነዳ ይጽረግ ኣሎ

ካብ ከረን ናብ ኣስነዳ – ንኡስ ዞባ ኣስማጥ ዝኣቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ ንምጽራግን ንምስፋሕን፡ ብኩባንያ ህንጻ ሰገን ዝተጀመረ ስራሕ ጽቡቕ ይግስግስ ኣሎ። ነዚ መትኒ ንግዳዊ፡ ቊጠባውን ማሕበራውን ምንቅስቓሳት ዝኾነን ክሳብ ርከብ ዝቕጽልን 120 ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ መስመር ንምምሕያሽ፡ ብኽልተ ኣንፈት – ማለት ንኡስ ዞባ ሰልዓን ንኡስ ዞባ ሓመልማሎን ብዝሰላሰል ዘሎ ዕማም፡ ዛጊት 102 ኪሎ- ሜተር ከምእተዛዘመ ተፈሊጡ። ነበርቲ ንኡስ...

Read More
“ምሕደራ ቀጻሊ ምምሕያሽ ዝጠልብ መስርሕ’ዩ”ማ/ት/ብቕዓት ኤርትራ

“ምሕደራ ቀጻሊ ምምሕያሽ ዝጠልብ መስርሕ’ዩ”ማ/ት/ብቕዓት ኤርትራ

እምባትካላ ዝመደበሩ፡ ኣብ ምምሕያሽ ምሕደራ ትካላት ዝነጥፍ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ን45 ህዝባውን መንግስታውን ትካላት፡ ስትራተጂያዊ ውጥን ስራሕ ኣብ ምምዕባል ዝሕግዝ ስልጠና፡ ከምኡ’ውን ንብሉጽ ምሕደራ ዘድሊ ናይ ምኽሪን መጽናዕቲን ኣገልግሎታት ከምዝሃበ ሓቢሩ። ግዝያዊ ዳይረክተር ናይ’ቲ ማእከል ዶክተር ኣቤል ሃብተማርያም፡ ከም ኣካል ዳግመ-ስርርዕ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፡ ኣብ 2006 ዝተመስረተ ማእከል...

Read More

Login

Categories