Layout A (with pagination)

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ካብ መንግስቲ ቻይና ሓገዝ ረኺቡ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን ኣብ መዳይ ጥዕና ብዝግበር ዘሎ ምትሕግጋዝ፡ ናውቲ ሕክምናን መድሃኒትን ዘጠቓለለ ሓገዝ፡ ብ24 ሚያዝያ ንሚኒስትሪ ጥዕና ተረኪቡ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴንን ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ ሚስተር ያንግ ዚጋንግን ተረኺቦም ነይሮም። ሚኒስተር ኣሚና ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ ጥዑይ ሕብረተ-ሰብ ምውናን በቲ ሓደ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር ንምብጻሕ...

Read More

Login

Categories