ERi-TV Drama Series: Jerom – ጅሮም – 2ይ ክፋል (Part 2), April 28, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXIII (23) (መንደፈራ) – April 28, 2018 #Eritrea
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXIII (23) (መንደፈራ) – April 28, 2018 #Eritrea subscribe to DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ – Official) .
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ዶናልድ ያማሞቶ ዝመርሖ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካብ 22 ክሳብ 24 ሚያዝያ 2018 ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ፈጺሙ። ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓሉ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን፡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያትን ምትሕብባርን ኣተኲሩ ተመያይጡ። Share...
ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ድሕነት ህይወትን ንብረትን ንምርግጋጽ፡ ንጥፈታቱ ኣብ ምስፋሕን ምምዕባልን፡ ከምኡ’ውን ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ምብራኽ ዝቐንዐ መደባት ሰሪዑ ይነጥፍ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ዘርኡ ወልደሚካኤል ሓቢሩ። እቲ ትካል፡ ከጋጥም ንዝኽእል ሃንደበታዊ ሓደጋታት ናይ መድሕን ሽፋን ከምዝህብ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዳግመ-መድሕን ብምእታው ንጥፈታቱ ከምዘሰላስል ዝገለጸ ኣቶ ዘርኡ፡...
ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከተማ ኣስመራ ንምምዕባልን ንምስፋሕን ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪሑ ብማእከል ካርታን ሓበሬታን ኤርትራ ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡ ብ26 ሚያዝያ ንዘተ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዘተ፡ ብደረጃ ሃገር ላዕለዎት ኣወሃሃድቲ መደባት ልምዓት፡ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ፡ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ፡ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ጀነራል ፊሊጶስ...