ERi-TV Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XX – 20 ክፋል, April 29, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XX – 20 ክፋል, April 29, 2018
ERi-TV Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XX – 20 ክፋል, April 29, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ሕማም ዓሶ ድማ ብፍላይ ንምክልኻልን ንምቊጽጻርን ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእትረኸቦ ተሓቢሩ። ነቲ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ንምግምጋም ብ25 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ 2017 ምስ’ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት ብምንጽጻር፡ ተርእዮ ሕማም ዓሶ ከምዝጐደለ፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ንኡስ ዞባ ጎልጅ ነርስ ጊላይ ሞሳዝጊ ገሊጹ። እዚ ውጽኢት’ዚ ክምዝገብ ዝኸኣለ፡ ሳላ’ቲ ብሞያውያን ጥዕና...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ክኽሰቱ ዝኽእሉ ባህርያውያንን ሰብ-ሰርሖምን ሓደጋታት ንምልላይን፡ ሳዕቤናቶም ንምግታእን ንምንካይን ዝሕግዙ ሜላታት ንምንዳይን፡ ብ27 ሚያዝያ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኰሰ ዘተ ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ክፍልታት ዞባን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ሓለፍቲ ሃገራውያን ማሕበራት ዝተሳተፍዎ ዘተ፡ ክኢላ ስነ-መሬት ፕሮፌሰር ገብረብርሃን ዑቕባዝጊ፡ ኣቐዲምካ ዝግበር ምድላዋት ኣብ ምንካይ ሳዕቤናት ሓደጋታት ዓቢ ተራ ከምዘለዎ ብምሕባር፡...
ዓለማዊ መዓልቲ ድሕነት – 28 ሚያዝያ፡ ኣብ ሃገርና ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ተዘኪራ። ብምኽንያት’ቲ ዕለት፡ ኩባንያ ‘ሊብያ ኦይል’ ምስ ክፍሊ ህንጻዊ ስራሓት ዞባ ማእከል ብምትሕብባር፡ ኣብ ክልተ ጐደናታት ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ መንገዲ ኣጋር ቀለም ናይ ምቕባእ ዕማም ተሰላሲሉ። ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ‘ሊብያ ኦይል’ ኣቶ ኣሕመድ ኣልገምበሪ፡ ተጠቃምነት ጽርግያታት ምስ ድሕነት ህይወት ስለዝተኣሳሰር፡ እቲ ዝተኻየደ መንገዲ ኣጋር ናይ ምልካይ ስራሕ...