To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for May 1, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ገለብ፡ በብከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ካልእ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን ንምዕዋት፡ ካብኦም ዝሕተት ከበርክቱ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። እቶም ነበርቲ ነዚ ዝገለጹ፡ ብ29 ሚያዝያ ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ኣብ ዝተገብረ ርክብ እዩ። ኣቶ ዓሊ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዘሎ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ብግቡእ ክምዝመዝ፡ መስመራት ምሕላብ – ገለብን ኣይባባ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ እወታዊ ሸነኻት ልምዳዊ ፍወሳ ንምምዕባልን ጐዳእቲ ሸነኻቱ ንምእራምን ልዑል ኣተኲሮ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዳይረክተር ሃገራዊ መደብ ምቊጽጻር መግብን መድሃኒትን ኣቶ ኢያሱ ባህታ ገሊጹ። ኣቶ ኢያሱ፡ ልምዳዊ ፍወሳ ብዓለም ደረጃ ቈላሕታ ተዋሂብዎ ንምምዕባሉን ምስ ዘመናዊ ሕክምና ተላፊኑ ጥዕና ህዝቢ ከምዘውሕስ ንምግባርን ይስራሓሉ ከምዘሎ ኣረዲኡ። 41 ሃገራት ኣፍሪቃ ንልምዳዊ ፍወሳ ዝምልከት ፖሊሲ ከምዘውጽኣ –...
ሃገራዊ ኮርፖሬሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ዓቕሚ ምሕደራ ብቦርድ ናይ ዝካየዳ ትካላት ዘበርኽ ሰሚናር፡ ብ26ን 27ን ሚያዝያ ኣብ ሆቴል ኣስመራ-ፓላስ ኣካዪዱ። እቲ ኣባላት ቦርድ ናይ’ተን ትካላት ዝተሳተፍዎን፡ ብምትሕብባር ‘Zep RE’ ካብ ዝተባህለ ኬንያዊ ናይ ዳግመ-መድሕን ኩባንያ ዝመጸ ክኢላ ዝተኻየደን ሰሚናር፡ ተራን ሓላፍነትን ቦርድ ኣብ ሓደ ትካል፡ ስልጣን ቦርድ ኣብ ምሕደራን ምክትታልን ዋኒናት፡ ናይ ኤርትራ መርሓ ምሕደራ ዋኒናት፡...