ERi-TV Tigre News from Eritrea for May 2, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV ልዝብ መንእሰያት: ንዘይተወጠነ ጥንሲ ዝምልከት / Discussing Unplanned Pregnancy
ERi-TV ልዝብ መንእሰያት: ንዘይተወጠነ ጥንሲ ዝምልከት / Discussing Unplanned Pregnancy.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሓረስቶት ሽዕብ፡ ዝተሰብረ ዓግማትን ጀሪፋትን ብምጽጋን ካብ ከበሳታት ዝወርድ ወሓይዝ ኣብ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝኣቱ ንምግባር ዘካየድዎ ወፈራታት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸብሉ፡ ኣብ ዘካየድዎ ገምጋም ተገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ሓረስቶት ሽዕብ ኣቶ መሓመድ-ኑር ሙሳ ሽሩፍ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣባላት ማሕበር ብጉልበቶምን ኣብዑሮምን ብዘርኣይዎ ውህደት፡ ኣድማዒ ዕዮ ከምእተሰላሰለ ብምጥቃስ፡ ፍረ ጻዕሮም ኣብ ምህርቶም ከምእተንጸባረቐ ኣብሪሁ። ተሳተፍቲ፡...
ዓለማዊ መዓልቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ፡ “ዓሶ ንምቊጽጻር፡ ሕጂ’ውን ዓጸፋ ንስራሕ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ማእከል ብ28 ሚያዝያ ኣብ ጻዕዳ-ክርስትያን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሕማም ዓሶ ንምውጋድ ብዝሰላሰል ዘሎ ንጥፈታት፡ ተርእዮ’ቲ ሕማም ብልዑል መጠን ነክዩ ጥራይ ዘይኰነ፡ ናብ ምጥፋእ ተቓሪቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብደረጃ ሃገር’ውን፡ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምቊጽጻር ሕማም ዓሶ ዓቢ ዓወት ዝጐናጸፋ ዘለዋ...
ባሕቲ ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ቀጽሪ ፋብሪካ ኮካ-ኮላ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሰራሕተኛታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ- ስርዓት፡ “ሓያል ውዳቤ ንኣድማዒ ማሕበር” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ተኸቢራ። ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ምሉእ ዘመን ዘቚጸረ መግዛእታዊ ጭቈናን ኣድልዎን...