Layout A (with pagination)

Video

ERi-TV ጉዳይ ኣብ ዘተ: ዘተ ምስ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ውዳበን ተሳትፎን ኣበርክቶን ኣብ ኩለንተንዊ ንጥፈታት ህገር

ERi-TV ጉዳይ ኣብ ዘተ: ዘተ ምስ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ውዳበን ተሳትፎን ኣበርክቶን ኣብ ኩለንተንዊ ንጥፈታት ህገር.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More
ኣባላት ባይቶ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ ምስ ነበርቲ ን/ዞ/ጊንዳዕ ዘትዮም

ኣባላት ባይቶ ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ ምስ ነበርቲ ን/ዞ/ጊንዳዕ ዘትዮም

ኣባላት ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶኦም ብዛዕባ ዝተዘተየሎም ጉዳያት፡ ከምኡ’ውን ዝሓለፉ ውሳኔታትን ለበዋታትን፡ ንነበርቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ መብርሂ ሂቦም። ንሳቶም፡ ኣብ ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ምውዳድ ትሕተ- ቅርጺ ሕርሻን ብዛዕባ ዝተሰላሰለን ኣብ መጻኢ ክትግበር ተወጢኑ ዘሎን መደባት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ህዝቢ ውዳበታቱ ብምሕያል ተሳትፎኡ ከዕዝዝ ጸዊዖም። ኣብ ባዳ፡ ዒላ-ባቡን ወቒሮን ዝተጀመረ ስርሓት...

Read More
ፎሮ – ሳጋሚ ባርኖስ ንምጥፋእ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ

ፎሮ – ሳጋሚ ባርኖስ ንምጥፋእ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ምምሕዳራት ከባቢ ማልካ፡ ሮብሮብያ፡ ሩባ ሓዳስን ፎሮን ተርእዮ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምግታእን ንምጥፋእን ግብራዊ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣቶ ኣስመሮም ሽመንዲ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ኣስታት ዓሰርተ ሄክታር ጀራዲን ካብ ዝተዘርአ ዕፉን እቲ ኣርባዕተ ሄክታር በቲ ባልዕ ተጠቒዑ ብምጽንሑ ከምእተቓጸለ ገሊጹ። ኣፍልጦ ሓረስቶት ንምብራኽ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ጐስጓስን ኣስተምህሮታትን፡ ኣብ’ቲ ስራሕ ዓቢ...

Read More
“ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ እዩ” ሚኒስተር ተስፋስላሰ

“ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ እዩ” ሚኒስተር ተስፋስላሰ

ኣብ ‘ኤሪቴል’ ብርኪ ምውናን ኣርባሒ ወፍሪ ከምዝኾነ፡ ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ኣቶ ተስፋስላሰ ብርሃነ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ‘ኤሪቴል’ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣገልግሎቱ እናሰፍሐ፡ መኽሰቡ እውን ብኡ መጠን እናዓበየ ስለዝመጸ፡ መንግስቲ ኣብ 2013 ዜጋታት ተረባሕቲ ናይ’ዚ ኣኽሳቢ ትካል ንክኾኑ፡ ብርክታት ክሸይጥ ከምዝወሰነ ዝጠቐሰ ሚኒስተር ተስፋስላሴ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻእን ዝነብሩ 746 ኤርትራውያን ኣብ’ቲ ትካል...

Read More

Login

Categories