Layout A (with pagination)

ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ ተሰዊኡ

ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ፡ ብ2 ግንቦት ብሕማም ኣብ መበል 72 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ መፋርቕ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ፡ ክሳብ ምምጻእ ናጽነት ኣብ ኣሃዱ ከቢድ ብረት ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ዝተቓለሰ፡ ድሕሪኡ – ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ድማ ከም ኣባል ወተሃደራዊ ቤት-ፍርዲ ዘገልገለ ሓርበኛ እዩ። ስዉእ ገዲም ተጋዳላይ ሌተና ኮሎኔል ኣሰየሀኝ ሃይለ፡ በዓል...

Read More

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ውዳበታቶም ዘሐይል መደባት ኣሰላሲሎም

ኣብ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ውዳበታቶም ዝግምግምን ዘደንፍዕን መደባት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ፈረንሳ ወይዘሮ ሃና ስምኦን፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ፓሪስን ከባቢኣን፡ ኣብ ህልው ምዕባለታትን ተራ ዜጋታት ኣብ መድረኻዊ ተልእኾን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዳ። ኣምባሳደር ሃና፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዜጋታትን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዝግበረሎም ትጽቢትን፡ ኣገዳስነት ውዳበ ዜጋታትን ምሕያል...

Read More
“ውዳበ ህዝቢ፡ እምነ-ኲርናዕ መደባት ልምዓትን መኸተን እዩ” ኣቶ የማነ ገብረኣብ

“ውዳበ ህዝቢ፡ እምነ-ኲርናዕ መደባት ልምዓትን መኸተን እዩ” ኣቶ የማነ ገብረኣብ

ንቑሕን ሓያልን ውዳበ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ እምነ- ኲርናዕ ናይ’ቲ ኤርትራ ከም ሃገር ንኽትህሉን ቀጻልነታን ምዕባለኣን ክወሓስን ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልሲ ምዃኑ፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊጹ። ኣቶ የማነ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት፡ መለለዪ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ሓይሊ ህዝቡን ናይ ምውዳብ ዓቕሙን ምዃኑ ጠቒሱ፡ ኣብ እዋን ብረታዊ ተጋድሎ ኣብ ውሽጢ ሃገር...

Read More

Login

Categories