Layout A (with pagination)

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ተኻዪዱ

ባህላዊ፡ ስነ-ጥበባዊ፡ ስፖርታውን ትምህርቲ ጠቀስን ውድድራት ዘጠቓለለ ቅነ ኣብያተ-ትምህርት ንኡሳን ዞባታት ላዕላይ-ጋሽን ዓሰብን፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻዪዱ። እቲ ቅነ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዓቕሚታት ተመሃሮ ኣብ ምዂስኳስን ኣብ መንጎኦም ዝፈጥሮ ቅዱስ ናይ ውድድር መንፈስን፡ ኣብያተ-ትምህርቲ ሓድሕዳዊ ዝምድናን ተመኲሮን ብምልውዋጥ ዕብየትን ምዕባለን ትምህርቲ ንምርጋግጽ ሓጋዚ ምዃኑ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ቅነ ብውልቅን ብደረጃ ቤት- ትምህርትን ዕዉታት...

Read More

ባረንቱ – ኣብ ምሕያል ብቕዓት መሪሕነት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ባረንቱ፡ ብምውህሃድ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባርን ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካን ዝተወደበ፡ ኣብ ምሕያል ብቕዓት መሪሕነት ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ንክልተ ቕነ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ሓለፍቲ ስታፍ ምምሕዳር እዚ ምዕራባዊ ግንባር፡ ከምኡ’ውን ስታፋት ምምሕዳር ክፍላተ-ሰራዊት ናይ’ቲ ግንባር ዘጠቓልሉ 87 ኣባላት ተሳቲፎም። ብ2 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት መመረቕታ፡ እቲ ስልጠና፡ ኣምርን መትከላትን ኣመራርሓ፡...

Read More

ኣብ ሓሽሻይ፡ ኣብ ምሕያል ትምህርቲ ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ሓሽሻይ – ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምድንፋዕን፡ ተሳትፎን ውጽኢትን ተመሃሮ ንምሕያልን ዝሕግዝ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብደረጃ ዞባን ንኡስ ዞባን ዝነጥፉ ዝምልከቶም ኣካላት፡ ከምኡ’ውን ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓሺሻይ፡ ጎልያ፡ ሸንጌንን ባዶብን ዝተረኽቡሉ ርክብ፡ ኣብ ተራ ስሉሳዊ ዝምድና ብዝሰፊሑ ከምእተዘተየ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ መምህር ሳልሕ ኢብራሂም ኣብ ዘቕረቦ...

Read More
ን/ዞ/ከረን – ኮም ዝሰረቱ መደባት ጥዕና ይተኣታቶ

ን/ዞ/ከረን – ኮም ዝሰረቱ መደባት ጥዕና ይተኣታቶ

ሸውዓተ ዓድታት ንኡስ ዞባ ከረን፡ ጽሬት ከባቢአን ብምሕላው ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ንምቊጽጻር፡ ኮም ዝሰረቱ መደብ ከባብያዊ ጥዕና ኣተኣታትየን። ብመሰረት ሓበሬታ ኣሃዱ ከባብያዊ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ነበርቲ ቁኒዕ፡ ደሮቕ፡ ወሰበንስሪዂ፡ ሕመራይ፡ ድጊ፡ ሸሸሪማን ደርሙሽን ዝወሰድዎ ተበግሶ፡ ዘዕግብ ውጽኢት ተረኺብዎ ኣሎ። ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ 160 ዓድታት ኮም ዝሰረቱ መደባት ከባብያዊ ጥዕና ከምዘተኣታተዋ ዝጠቅስ እቲ ኣሃዱ፡ እተን ዝተረፋ...

Read More

Login

Categories