ኣብ 16 ምምሕዳራት ከባቢ – ንኡስ ዞባ ጸሮናን 5 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊን፡ ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብ ኣድማዒ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። እቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ካብ ወርሒ ለካቲት ዝተዓመ ዕዮ፡ ምምድማድ መሬት ሕርሻን ምስራሕ ዛላታትን ዘጠቓለለ ኮይኑ፡ ኣስታት 200 ሄክታር ዘጠቓለለ’ዩ። ኣብ ንኡስ ዞባ ኣምኒ-ሓይሊ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ዓዲ-ጣፋ፡ ኲዶ ዝብኢ፡ ዓዲ-ዓጓ፡ ሓውሲ ከተማ እምኒ- ሓይልን ዓዲ-ያቅነን ድማ፡ ኣብ...
Layout A (with pagination)
ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ሓረስቶት ምምሕዳራት ከባቢ መንሸብ፡ ቲሉክ፡ ገድገድ፡ ወቒሮን ወድኢሉን፡ ኣፍልጦኦም ኣብ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምብራኽን ንምክልኻልን ኣብ ዝግበር ቅድመ-ምድላዋት ተራኦም ንኸዕዝዙ ኣስተምህሮታት ሂቡ። ኣብ’ቲ ኣስተምህሮ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ፡ ኣብ ዘራእቲ ብሓፈሻ፡ ኣብ ዕፉንን መሸላን ድማ ብፍላይ ዓቢ ዕንወት ዘኸትል ስለ ዝዀነ፡ ሓረስቶት ግራውቶም ብቐጻሊ ተኽሊ ብተኽሊ ክከታተሉ፡ ምስ ዘጋጥም ድማ ብቕልጡፍ ንዝምልከቶ...
ጠንቅታት ፊስቱላ ንምውጋድ፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ሕብረተሰብ ዝተወሃሃደ ስራሕ ክካየድ ከምዝግባእ፡ ኣብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል መንደፈራ ክኢላ ማህጸንን ጥንስን ዶክተር ሃብተ ሃይለመለኮት ኣገንዚቡ። ዶክተር ሃብተ፡ ቀንዲ ጠንቂ ፊስቱላ ዕጉት ሕርሲ ምዃኑ ብምሕባር፡ ነዚ ንምክልኻል መርዓ ትሕቲ ዕድመ ክውገድ፡ ከምኡ’ውን ናብ ትካላት ጥዕና እናኸድካ ግቡእ ክንክን ቅድመ-ሕርሲ ምዝውታር ከምዘድሊ ኣረዲኡ። መንግስቲ፡ ንጥዕናውን ማሕበራውን ሃስያ ፊስቱላ...
May 5, 2018 – Evening Dimtsi Hafash Eritrea Program
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Drama Series: Jerom – ጅሮም – 3ይ ክፋል (Part 3), May 05, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)